Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

147 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝነበሩ 147 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ኢትዮጵያውያን ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ኣብ ሓዱሽ ዓመት ባህሊ ምትሕግጋዝና ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዓመት ባህሊ ምትሕግጋዝና ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣቦታት ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ገሊፆም። ሓደሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ቀዳማዊ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ። ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቱ፥ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ “እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት…

ነበርቲ ከተማ መቐለ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸሉ ወገኖም ብምሕጋዝ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ንምሕላፍ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ከተማ መቐለ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸሉ ወገኖም ብምሕጋዝ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ንምሕላፍ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም። በዓል ሃፍቲ ኣይተ ደስታ በርሀ ከምዝበልዎ፥ ምትሕግጋዝን ምድግጋፍን ልሙድ ባህሊና እኳ እንተኾነ ብፍላይ ሎሚ ዘበን ብምኽኒያት…

ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት ምረቓ ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን…

ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 916 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 5፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 15 ሺሕን 561 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 916 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 61 ሺሕን 700…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስል ጀኔራላትን ንዘሓለፉ ክልተ ሰሙናት ከካይዱዎ ዝፀንሑ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያችው 100 ንዝኾኑ ዓይነ ስዉራት መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሓደ ሚኢቲ ንዝኾኑ ዓይነ ስዉራት መኣዲ ኣካፊለን። በዛሬው ዕለት በተከናወነው በዚህ ማዕድ ማጋራት ፕሮግራም ለአይነስውራኑ ሩዝ፣ ዘይት እና ዱቄት አበርክተዋል። ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ እቲ ምክፋል መኣዲ፥ ነቶም…

ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቢይ ንፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ገይሮም ሸይሞምዎም። ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮጵያ ንብዙሕ ዓማውቲ ኣብ ፖለቲካ እናተንቀሳቐሱ ካብ ዝፀንሑ…

ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር 551 ንዝኾኑ ተሓነፅቲ ይቅርታ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ፌዴራል፣ ክልልን ቤት ህንፀት ሰራዊት ምክልኻልን ዝነበሩ 551 ተሃነፅቲ ፌዴራል ብዝተፈላለዩ መለክዒታት ይቅርታ ተገይሩ። ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቦርድ ይቕሬታን ምሕረትን…