Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለያ ክልላት ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለያ ክልላት ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ። እቲ ስልጠና ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ሶማሌ፣ ደቡብ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ጋምቤላን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ንዝርከቡ ኣመራርሓታት እቲ ፓርቲ ኢዩ ዝወሃብ…

ንኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ዞባ ፌዴራል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ዞባ ፌዴራል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ መሓውር ፌዴራል ካብ ሚኒስትር ክሳብ ምክትል ዳይሬክተር ዘለዉ ልዕሊ 420…

165 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሊባኖስ ብመስራሕቶም በደልን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን፣ ጉድኣት ኣካልን ስነ-ኣእምሮን ዝበፅሖም ከምኡ እውንምግብን መፅሊን ስኢኖም ዝነበሩ 165 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሊባኖስ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ምስ ማሕበር…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ካብ 51 ሺሕ ዛይዶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 499 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 468 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምህንድስናን ሕክምናን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምህንድስናን ሕክምናን ብስሩዕ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 502 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዝተፈላለዩ ብዓውዲታት ምህንድስናን ጥዕናን ብቀዳማይ ዲግሪ፣ ብካልኣይን ዲግሪን ቲቪኢቲን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ…

ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛ ፍቅሩ ወልዱ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም መንሽሮ/ካንሰር ደም ካብዚ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብሞት ተፈሊዩ። ጋዜጠኛ ድምፂ ወያነ ትግራይ ዝነበረ ፍቕሩ ወልዱ፥ እቲ ሕማም ምስ በርትዖ ካብ ላዕለዋይ ሕክምና ዓይደር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከብ…

ትግራይ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ እትመሃሩላ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኩሉ ጊዜ እትመላለሱላ ገዛኹም ንኽትከውን ኣጠናኺርና ክንሰርሕ ኢና-ዶ/ር ደብረፂዮን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 4 ሺሕን 200 ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ዩንቨርስቲ ንመበል 28 ዙር ኣብ ዘካየዶ ስነ ሰርዓት ምረቓ ተምሃሮ ካብ ቀዳማይ ዲግሪ ክሳብ ፒ ኤች ዲ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ኢዮም።…

በዓል ዓይኒ ዋሪ “ኮሮና እናተኸላኸልና ዓይኒ ዋሪ ኣብ ገዛና” ብዝብል መሪሕ ቃል ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓይኒ ዋሪ፥ ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ማእኸላይ ዞባ ዝመፅኣ ጎራዙ ሓዊሱ ደቂ ኣንስትዮ ከተማ ኣኽሱም ደሚቐን ዝውዕላሉን ባህለን ዝዕቅባሉን ብዓል’ዩ። ብምዃኑ “እንኳዕ ንበዓል ዓይኒ ዋሪ ብሰላም ኣብፀሐክን ኣብፀሐና” ዝበለ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ…

ሰለስቲኣዊ ኣኼባ ግድብ ህዳሰ 4 መስከረም 2012 ዓ.ም ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ኣመላልኣን ኣሳድዳን ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣድሂበን ዘሳልጥኡ ኣኼባ 4 መስከረም 2012 ዓ.ም ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ማይ፣ መዓድንን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትራት ጉዳይ ማይ ሰለስቲአን ሃገራት ትማሊ ኣኼባ ከምዘካየዱ…

ኣብ ትግራይ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 63 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 418 ሰባት በዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 63 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብቶም ዝተመርመሩ እቶም 25 ምስ ዝተፈልጠ ቫይረስ…