Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መዛዘሚ ኣኼባ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መዛዘሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር እናተሳለጠ ዝነበረ ኣኼባ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ተረኺቦም። ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት ኣድሂቡ…

እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ዳይና ይቀየረልና ኢሎም ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ናይ ክሲ መዘገቦም ዝሓዘ ዳይና ንኽቕየረሎም ዘቕረቡዎ ሕቶ ተነፂጉ። ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ንዘቕረቡዎ ስምዕታ መርሚሩ ብይን ሂቡ። ብመሰረት እዚ እቲ ዝቐረበ ስምዕታ ብመረዳእታ…

ኣብ 24 ሰዓታት ተወሰኽቲ 584 ሰባት ቫይረስ ኮሮና እንትርከቦም 20 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 11 ሺሕን 881 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 584 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…

5 ቢሊዮን ፈልሲ ንምትካል ዝተትሓዘ ትልሚ ሙሉእ ንሙሉእ ምዕዋቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ  ገሊፆም

5 ቢሊዮን ፈልሲ ንምትካል ዝተትሓዘ ትልሚ ሙሉእ ንሙሉእ ምዕዋቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ገሊፆም ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)5 ቢሊዮን ፈልሲ ንምትካል ዝተትሓዘ ትልሚ ሙሉእ ንሙሉእ ምዕዋቱ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። መዛዘሚ ሃገራዊ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 49 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 818 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ገይሮም 36 ተባዕትዮ 13 ኣንስትዮ ብድምር ኣርባዓን ትሸዓተን (49) ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ክልተ  ወገናት ካብ…

ኣብ ትግራይ 25 መፅናዕትታትን ምርምራትን ፖሊሲ ክሳለጡ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ኣብ ዘፈራት ቴክኖሎጂ፣ ሰናይ ምምሕዳር፣ ዲሞክራሲ፣ ቁጠባውን ማሕበራውን ትኹረት ዝገበሩ 25 መፅናዕትታትን ምርምራትን ፖሊሲ ንምክያድ ተሊሙ ተግባራዊ ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።…

ድሕንነት ሃገር ኣብ ሓደጋ ብምእታውን ሚስጢር መንግስቲ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣሕሊፎም ብምሃብን ገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድሕንነት ሃገር ኣብ ሓደጋ ብምእታው ሚስጢር መንግስቲ ኣብ ወፃኢ ንዘሎ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣሕሊፎም ብምሃብን ኣብዛ ሃገር ህውከትን ዕግርግርን ንክውላዕ ብምግባር ገበን ዝተጠርጠሩ ሓሙሽተ ውልቀሰባት ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ነበር ሓላፊ…

ሲቪክ ማሕበረሰብ እወንታዊ ክብሪታት ህዝቢ ንክጉልብቱ ክሰርሑ ከምዝግባእ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሲቪክ ማሕበረሰብ እወንታዊ ክብሪታት ህዝቢ ንክጉልብቱ ክሰርሑ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተወከልቲ ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰብ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም።…

ምርጫ ህወሓት ፀገም ቅድሚ ምስዓቡ መንግስቲ ጠጠው ከብሎ ይግባእ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ህወሐት ኣብ ክልል ትግራይ ከካይዶ ኢየ ዝበሎ ምርጫ ፀገም ቅድሚ ምስዓቡ መንግስቲ ፌዴራል ሕጊ ብምኽባር እቲ ተግባር ጠጠው ከብሎ ይግባእ ክብሉ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ዘዘራረቦም ምሁራን ሕጊ ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ወርሒ ክካየድ ተባሂሉ ተሓሲቡ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 773 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 11 ሺሕን 39 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 773 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…