Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገቦም ዝሓዘ ዳይና ንኽለዓለሎም ስምዕታ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ጃዋር መሓመድ መዝገብ መሰኻኽር ምስማዕ ጀሚሩ ዝነበረ ይኹን እምበር ኣኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገቦም ዝሓዘ ዳይና ካብ መዝገቦም ንኽለዓለሎም ስምዕታ ኣቕሪቦም። እቲ መጋባእያ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ መጋባእያ ኣራዳ…

ኣብ ሞንጎ ህዝቢን መንግስቲን ምጥርጣር ብምፍጣር ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታት ዞባ ወላይታ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ሕቶ ህዝቢ ብሰላማዊ መገዲ ከይፍታሕ፣ ኣብ ሞንጎ ህዝቢን መንግስቲን ምጥርጣር ንኽፍጠርን ለውጡ ምስዘይቕበሉ ኣካላት ብሓባር ይሰርሑ ነይሮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ሰላምን…

ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብምኽንያት ሕክምና ዘቕረቡዎ ናይ ዋሕስ ሕቶ ቤት ፍርዲ ውድቂ ገይሩዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብምኽንያት ሕክምና ዘቕረቡዎ ናይ ዋሕስ ሕቶ ቤት ፍርዲ ውድቂ እንትገብሮ መርማሪ ፖሊስ ንመወዳእታ እዋን ምርመርኡ ዛዚሙ ንኽቐርብ ተወሳኺ ሸውዓተ መዓልቲ ፈቒዱሉ። ኣብ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ቢሾፍቱ ንካልኣይ ግዘ…

ፓርቲ ብልፀግና ኦሮሚያ ከካይዶ ዝቐነየ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምምሕልላፍ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲ ብልፀግና ኦሮሚያ ንኽልተ መዓልቲታ ኣብ እዋናዊ ክልላዊ ኩነታት ከካይዶ ዝቐነየ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምምሕልላፍ ዛዚሙ። እቲ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያ ዘሳለጡዎ ኣኼባ ኣብ ሓፈሻዊ ከይዲ ለውጢ ዝነበሩ ጥንኩራትን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 35 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 565 ሰባት እንትርከቡ 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 19 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 367 ሰባት ብዘተገበረ ምርመራ ላባራቶሪ 19 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብቶም ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት እቶም ኣርባዕተ ወገናት ምስ…

ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ውዒሉ – ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጎንፂታት ከይፍጠሩ ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ከምዘውዓለ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ዘለዉ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል…

ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርህክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ጣሰው ቻለው፥ ኣብቲ ክልል ወረዳ ሶፊ ሓይሊታት ፀፅታ ብዝገበሩዎ ዝተዋደደ ስራሕ 35 ሸጓጉጢን 2…

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘጋጠሙ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይሳለጥ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፅ ፅሒፎም። ኣብቲ መድረኽ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ተዓዋቲ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣፍሪካ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣  2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣፍሪካ ኮይኖም። እቲ ሽልማት ማሕበር ብሄራዊ ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ንዕብየት ኦሎምፒክ ስፖርት ደገፍ ንዝገበሩ መራሕቲን ፍሉጣት ሰባትን ዝህቦ ኢዩ ተባሂሉ።…