ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ካብ ሽይጣት መፅሓፍ “መደመር” ዝተረኸበ 110 ሚሊየን ብር ንህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ሽይጣት መፅሓፍ “መደመር” ዝተረኸበ 110 ሚሊየን ብር ንህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም።
እቲ ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዝህነፁ ኣብያተ ትምህርቲ ዘረከቡ እንትኾኑ፥ ቀዳማዊት…