መንግስቲን ትካላት ሃይማኖትን ኣብ ምርግጋፅ ሓድነትን ሰላምን ሃገር ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲን ትካላት ሃይማኖትን ኣብ ምርግጋፅ ሓድነትን ሰላምን ሃገር ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ላዕለዎት ኣመራርሓ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ፣…