Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ግብፂ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ጉድኣት ከምዘየብፀሓለ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ዝኾነ ይኹን ጉድኣት ከምዘየብፀሓለ ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ማይ እታ ሃገር መሓመድ ኣልሰበይሂ ተዛሪቦም። እቶም ኣቐባሊ ቓል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ግብፂ ክዙን ቃላይ ናስር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም። ቅንዲ ዕላማ እቲ ዘተ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ተግባራት ብህራዊ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ምግምጋምን ንዝቕፅል ዓመት ኣንፈት ምሃብን…

ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ አበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲ ኢዴፓ ዝኾኑ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም፡፡ ኣይተ ልደቱ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቤት ፍርዲ ወረዳ ቢሸፍቱ ኢዮም ቀሪቦም። እቶም ተጠርጣሪ 23 ሰነ 2012 ዓ.ም ኣብ ከታተማ ቢሾፍቱ ንመናእሰይ ገንዘብ ብመሃብ ንጎንጺን…

ኮቪድ -19 ናይ ምምርማር ዓቕምና ኣጠናኺርና ኢና – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዓቕሚ ምምርማር ኮቪድ 19 ከምዝተጠናኸረ ቀዳማይ ሚኒሰትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ካብ ሞንጎ መመርመሪ ኮቪድ-19 ዘገልግሉ ሓደ ሚሊየን…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 720 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 527 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 720 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። 14 ሰባት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሰኣኑ…

ተጋሩ ሰብ ሃፍቲ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ፌደራልን ፈፀምቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተጋሩ ሰብ ሃፍቲ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ፌደራልን ፈፀምቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛትዮም። ኣፍቲ ዘተ “መንግስቲ ፌደራል ከጥቀዐካ እዩ፣ ትግራይን ህዝባን ይግለሉ ኣለዉ ወዘተ ዝብሉ ፕሮፖጋንዳታት ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 555 ሰባት እንትርከቡ 9 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 490 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ልዕሊ 372 ሺሕን 812 ብዝተገበረ…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ኣብ ማእኸል ልምዓትን ርዳእታ ኣወሊያ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ዲስትሪክት ምዕራብ ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር ኣብ ማእኸል ልምዓትን ርዳእታ ኣወሊያ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጡ። ኣበቲ መርሃ ግብሪ 1000 ፈልሲታት ዝተተኸሉ እንትኾኑ፥ ካብ ሞንገ…

ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ ልዕሊ 15 ነጥብ 9 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ ልዕሊ 15 ነጥብ 9 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን። እቲ ሰነድ ስምምዕነት ንምምሕዳር ዝተዋደደ መሬት ቁንዝላን መርሃ ግብሪ ዋሽን ንምድጋፍ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ብዋናነት ኣብቲ ከባቢ ንዘሎ…

ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 5 ሺሕን 600 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 5 ሺሕን 600 ተምሃሮ ብ“ቨርችዋል” ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብገፅ ንገፅን ኦንላይንን ዘምሃሮም ተምሃሮ ኢዩ ኣብ ቀፅሪ “ስድስት ኪሎ” ሎሚ ኣመሪቑ። ዕድምቲ ጋሻ እቲ ዕለተ ምርቓት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ…