ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ቀዳማይ ዙር ምዝዛም ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መልእኽቶም፥ “ኣባይ ወሓዚ ሩባ ነይሩ ተገዲቡ…