ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ልምዓት ኢትዮጵያ ንዓወት ልምዓት ኣፍሪካ ቁልፊ ምዃኑ ፕዚዳንት ባንኪ ዓለም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ልምዓት ኢትዮጵያ ንዓወት ልምዓት ኣፍሪካ ቁልፊ ምዃኑ ፕዚዳንት ባንኪ ዓለም ዴቪድ ማልፓስ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዘፅደቖ ሓገዝ 250 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣድሂቦም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዲክተር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ተቓውሞ ፖለቲካዊ እምበር ሳይንሳዊ ምኽንያት የብሉን – ግብፃዊ ምሁር Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዘለዋ ተቓውሞ ፖለቲካዊ እምበር ሳይንሳዊ ምኽንያት ከምዘይብሉ ግብፃዊ ምሁር ስነ-መሬት ፍሩዝ አልባዝ ተዛሪቦም። እቶም ምሁር ምስ ቲዩብ ኤም ቢ ሲ ዓረብኛ ኣብ ዝገበረዉ ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥ “ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ንግብፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምዕጋት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍካ ዘይትካእ ግደ ኣለዎ – ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምዕጋት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍካ ዘይትካእ ግደ ከምዘለዎ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። ዘተ “ዓለም ለኸ ኢኒሸቲቭ ሓደ መንገዲ ሓደ ቁልፊ” ትማሊ ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ተሳሊጡ። ስግኣት…
ኮሮናቫይረስ ኢትዮጵያ “ዴክሳሜታዞን” ኣብ ረብሓ ምውዓል ብዝምልከት ተወሰኽቲ መፅናዕትታት ተተኣኻኽብ ከምዘላ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ዴክሳሜታዞን” ዝተብሃለ መድሓኒት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ብፅኑዕ ንዝሓመሙ ሰባት ካብቲ ሕማም ንኽገላገሉ ዝሕግዝ ኢዩ ምባሉ ስዒቡ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ መፅናዕትታት ተተኣኻኽብ ከምዘላ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ተመራመርቲ ብሪታኒያ ቅድሚ ውሱናት መዓልታት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 195 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 853 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 195 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ተወሰኽቲ 12 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 283 ሰባት ምርመራ ዝተገበረሎም እንትኸውን፥ 12 ሰባት ቫይረስኮሮና ዝተረኸቦም ከምዝኾኑ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍዐሊጡ። እቶም ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገፁ ወገናት፥ 10 ደቂ ተባዕትዮን 2…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፀፅታ ዋይት ሃውስ ዘውፅኦ መግለፂ ይቃወሙ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፀፅታ ዋይት ሃውስ ዘውፅኦ መግለፂ ይቃወሙ ኣለዉ። እቲ ቤት ምኽሪ ትማሊ ኣብ ትዊተር ገፁ፥ “257 ሚሊየን ህዝብታት ምብራቕ ኣፍሪካ ጥንኩር ኣመራርሓ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ህንፀት ግዳበ ህዳሰ ኣብቲ እዋን ብዝነበሩ ኣካቢ ቦርድ ዶክተር ደብረፂዮን ገባሪ ሓዳግነት ንልዑል ክሳራ ተቓሊዑ”-ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)“ህንፀት ግዳበ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብቲ እዋን ብዝነበሩ ኣካቢ ቦርድ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገባሪ ሓዳግነት ብቕልጡፍ ተዳኺሙ ንልዑል ክሳራ ተቓሊዑ ኢዩ” ክብሉ ነበር ሚኒስትር ማይን ኢነርጂንንን ኣብ ሩሲያ ፍሉይ ልኡኽ በዓል ሙሉእ ኣምባሳደርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ብኢንተርኔት ተደጊፉ ዝተሳለጠ ጉባኤ ቻይና – ኣፍሪካ ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብኢንተርኔት ተደጊፉ ኣብ ዝተሳለጠ ጉባኤ ቻይና - ኣፍሪካ ተሳቲፎም። እቲ ጉባኤ፥ ኮቪድ-19 ንምዕጋት ብሓድነት ጠጠው ምባል ዘለዎ ኣድላይነት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብዚ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ ኣብ 2 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 274 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልተ ሳባት ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…