ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ 19 ተነቢሩ ዝነበረ እግድ ብምልዓል ካብ 1 ሰነ 2012 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይ ምንቅሰቓሰ ተፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ኣካቢ ኮማንድ ፖስትን ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል መኸተ ቫይረሰ ኮሮና ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም።
ዶክተር ደብረፂዮን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ካብ 1 ሰነ 2012…