Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ደቡብ ሱዳን ብዝኾነ ይኹን መገዲ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ተግባር ኣይትፍፅምን – ኣምባሳደር ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቡብ ሱዳን ብዝኾነ ይኹን መገዲ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ተግባር ከምዘይትፍፅም ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን ገሊፆም። ኣምባሳደር ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ(መዓስከር) ንምህናፅ ዘኽእል…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 150 ሰባት እንትርከቡ 1 ሰብ ድማ ህይወቱ ስኢኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 141 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 150 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣነ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…

“ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ ንምህናፅ ዘኽእል ፍቓድ ንግብፂ ሂባ” ብዝብል ዝናፈስ ዘሎ ወረ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ- ደቡብ ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ ንምህናፅ ዘኽእል ፍቓድ ንግብፂ ሂቡ ብዝብል ኣብዚ ሰሙን ዝናፈስ ዘሎ ወረ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ ክብል ኣፍሊጡ። ቤት ዕዮ ዓለም ለኻዊ ትሕብብርን ጉዳያት ወፃኢን እታ ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ከምዝበሎ፥…

ኣብ ትካላት ጥዕና ዝሰርሑ 65 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 49 ሰብ ሞያታትን 16 ሓገዝ ወሃብቲ ሰራሕተኛታትን ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊጠን። እቶም ሰብ ሞያታት መብዛሕተኦም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ትካላት ጥዕና እናሰርሑ…

ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ስለሽ በቀለ ምስ ሱዳን መዘነኦም ፕሮፌሰር ያሲር ኣባስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ስለሽ በቀለ ምስ ሱዳን መዘነኦም ፕሮፌሰር ያሲር ኣባስ ተዛቲዮም። ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተኻየደ እቲ ዘተ፥ ኣብ ምቕፃል ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ቀንዲ ዛዕባ እቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 142 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሽሕን 120 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 142 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቶም…

ዓመታዊ ሓምለዋይ ዓሸራ መርሃ-ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓርቢ ክጅመር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ሓምለዋይ ዓሸራ መርሃ-ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓርቢ ብዕሊ ከምዝጅመር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር፥ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 እናተቓለስና ዋላ እንተኾንና፤ ሓሙሽተ ቢሊየን ፈልሲታት…

ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ሕሙማት ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ሎሚ መዓልቲ ሕሙማት ምቕባል ጀሚሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ዶክተር እስማኤል ሸምሰዲን፥ ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ዘድሊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 87 ሰባት እንትርከቡ 2 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሽሕን 932 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 87 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። እቶም በቲ…

ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 4 ኣዋርሕ 130 ሚሊየን “ማስክታት” ከምዘድሊየን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 4 ኣዋርሕ 130 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክታት) ከምዘድሊየን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ቫይረስኮሮና…