Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ባንኪ ዓለም ንመከላኸሊ ዕስለ ኣምበጣ ዝኸውን ንኢትዮጵያ 63 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ዝውዕል ሓገዝ 63 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንኪ ዘፅደቖ ሓገዝ፥ ኣብታ ሃገር ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ንምክልኻል ሓዊሱ ውሕስና ምግቢን ተረባሕነት ዜጋታትን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሱዳን መዘነኦም ዓብደላ ሃምዶክ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሱዳን ቀዳማይ ሚኒስትር ዓደላ ሃምዶክ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣብ ዝተሳለጠ ዘተ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸውን…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 9 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 747 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ  ትሽዓተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…

ጉባኤ ኣፃራዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ካብ ሰብ ሞያ ሚኒስቴር ጥዕናን ቦርድ ምርጫን ዝወሃብ መብርሂ ኣዳሚፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኣፃራዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ብዝምልከት ዘዳለዎ መድረኽ ምሃብ ሓሳብ ሰብ ሞያታት ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ሰብ ሞያ ሚኒስቴር ጥዕናን ቦርድ ምርጫን ዝወሃብ መብርሂ ኣዳሚፁ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ኣድላይነት ህፁፅ…

ኣባላት ኣመራርሓ ተወለድቲ ትግራይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ወረዳ ብብርኪ መሪሕነት ዝሰርሑ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ተወለድቲ ትግራይ ዘተ ኣካይዶም። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ምርጫ ምንዋሕን ካልኦት እዋናዊ ዛዕባታትን ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ መመርመርቲ ኪታት ናብ ኢትዮጵያ ንዝለኣኸ ፋውንዴሽን ቴንሴንት አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መመርመርቲ ኪታት ናብ ኢትዮጵያ ንዝለኣኸ ፋውንዴሽን ቴንሴንት አመስጊኖም። ፋውንዴሽ ቴንሴንት ናብ ኢትዮጵያ ዝለኣኾም ኪታት መመርመሪ ቫይረስኮሮና ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ስለዝኾነ እቶም…

ሚኒስቴትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ብሪታ ዋግነር ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ብሪታ ዋግነር ኣሰናቢቶም። ኣይተ ገዱ፥ እተን ኣምባሳደር ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ፃንሒት ኩለመዳይ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ንምጥንኻር ንዝገበረኦ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ንበዓል ፊቼ ጨምበላላ 2012 ዓ.ም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእክቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ሓዱሽ ዓመት ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ 2012 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእክቲ ኣመሓላሊፎም። እቶ ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል ሓዱሽ ዓመት ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ…

ንኣምባሳደራት ሃገራት ፓስፊክ እሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ምስ ሚኒስቴር ማይ ፣ መስኖን ኢነርጅን ብምትሕብባር መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ፓስፊክ እሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ገለፃ ገይሮም። እቲ ገለፃ…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 24 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 460 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 24 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…