ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንኬንያውያን መግለፂ ሓዘን ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዳንኤል አራፕ ሞይ ዝተሰመዐ ሓዘን ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ንፕዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ ዝተሰመዐን መሪር ሓዘን ገሊፀን። ዳንኤል አራፕ ሞይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ማዕርነት ፆታን ትምህርቲን ዝዝቲ ጉባኤ የካይዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ማዕርነት ፆታን ትምህርቲን ዝዝቲ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ጉባኤ ትምህርቲ ንደቂ ኣንስትዮኝ ንህፃናትን ተበፃሒ ምግባር ኣብዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም እናተዛተዩ ምዃኖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ስግኣት ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ናብ ቻይና ዝግበር በረራ ምቁራፅ ውሕስና ኣይህብን – ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ስግኣት ቫይረስ ኮሮና ተተሓሒዙ ናብ ቻይና ዝገብሮ በረራ ክቋረፅ መምግባሩ ንዝርገሐ እቲ ቫይረስ ውሕስና ከምዘይኸውን ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ተወልደ ገብረማርያም ገሊፆም። እቲ መገዲ ኣየር ምስ ስግኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝሳለጥ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ እኹል ምድላው ፀፅታ ምግባሩ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝሳለጥ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ እኹል ምድላው ፀፅታ ምግባሩ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብዚ ሰሙን እዚ ንዝሳለጥ መበል 33 ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ፥ እኹል ሓለዋ ፀፅታ ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስኣን ሕጋዊ ሰውነት ኢህወዴግ ብዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስኣን ሕጋዊ ሰውነት ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢታት ወያናይ ዴሞክራሲያዊ ግምባር (ኢህወዴግ) ብዝምልከት ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቦርድ ኣብቲ ዛዕባ ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢህወዴግ ብኣቦ ወምበሩ ኣቢሉ ናብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን17 መዓልቲ ኣብ መላእ ትግራይ እትዘውር ሸግ ደደቢት ሎሚ መዓልቲ ተወሊዓ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ን17 መዓልቲ ኣብ መላእ ትግራይ እትዘውርን ካብ ደደቢት ናብ ሰርዶ ዓፋር ናይ እግሪ ጉዕዞ ትገብርን ሸግ ደደቢት ሎሚ መዓልቲ ተወሊዓ። እታ ሽግ ደደቢት፥ “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ዝርከብ መበል 45 ዓመት ምጅማር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል መሪቖም Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል ሎሚ መዓልቲ መሪቖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ብተወሳኺ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ገናሌ ዳዋ III ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ገናሌ ዳዋ III ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ማይ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት 287 ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናብ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ተዘዋዊሮም ኢዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት 287 ትካላት ልምዓት መንግስቲ ናብ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ከምዝተዘዋወሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ 5ይ ዘበን ስራሕ ፍሉይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ። ኣብ ኢትየዮጵያ ለውጢ ምስተኻየደ ንህዝቢ ዝረብሑ ብዙሓት ናይ ሪፎርም ስራሕቲ ዋላ ይሰርሑ እምበር ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ግን ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታት ዝህውኹ…