Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቤት ሚኒስትራት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናተበኣኣሰ ብምምፅኡ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ መጋቢት 30 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናተበኣኣሰ ምምፅኡ ምኽንያት ብምግባር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምእዋጁ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ እቲ ኣዋጅ ብዝምልከት ኣብ…

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 5ይ ዘበን 6ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ፅባሕ ብቪድዮ ኮንፈረንስ ከሳልጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራC 5ይ ዘበን 6ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ፅባሕ 1 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ብቪድዮ ኮንፈረንስ ከምዘሳልጥ ርክብ ህዝብን ግልጋሎት ኮንፈረንስ እቲ ቤት ምኽሪ ኣፍሊጡ። ርክብ ህዝብን ግልጋሎት ኮንፈረንስ እቲ ቤት ምኽሪ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ እቲ ኣኼባ፥ ኣብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮናን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ምክልኻል ለበዳ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክሊ ኮቪድ-19 ብምድሃብ ብስልኪ ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ እቲ ቫይረስ ንዘስዕቦ ምንጋዕ ኢኮኖሚን ማሕበራዊ ጉዳይን ብኣግባቡ ምላሽ ንምሃብ ብዘኽእል…

ኣብ ኢትዮጵያ ወዲ 9 ኣዋርሕ ህፃን ሓዊሱ 8 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 8 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም። በቲ ቫይረስ ካብ ዝተለኸፉ እቲ ሓደ ወዲ 9 ኣዋርሕ ህፃን እንትኸውን፥ ኣዲኡ እውን ብቫይረስኮሮና ከምዝተትሓዘት ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ንግልጋሎት ዜና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ዴቪድ ማልፓስ፥ ኮቪድ-19 ዘስዕቦ ኢኮኖሚያዊ ምንጋዕ ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ዘሳለጥዎ ዘተ፥ ልቓሕ ዝኽፈለሉ እዋን ብዛዕባ…

ኣብ ትግራይ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዓሊሙ 1 ሽሕን 601 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ክፍትሑ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኡስ ግብረ ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዓሊሙ 1 ሽሕን 601 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቅሬታ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ክፍትሑ ወሲኑ። ኣተሓባባሪ እቲ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ኣይተ ተኪኡ ምትኩ ከምዝበልዎ ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስኮሮና…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንምክልኻል ኮቪድ-19 ምስ ዝተጣየሸ ንኡስ ኮሚቴ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንምክልኻል ኮቪድ-19 ምስ ዝተጣየሸ ንኡስ ኮሚቴ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ ኣብ ቅድመ ድሉውነት ስራሕን ኣተገባብራን ምኽባር ሕጊን ድሕንነትን እቲ ንኡስ ኮሚቴ ብዝምልከት ገምጋም ኣካይዶም።…

ሚድያታት ትግራይ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣብ ዝጥሕሱ ኣካላት ብትኹረት ክሰርሓ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድያታት ትግራይ ድንጋገ ህፁፅ እዋን ኣብ ዝጥሕሱ ኣካላት ብትኹረት ክሰርሓ ከምዝግባእ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ዘፈር ኮሚንኬሽንን ሚድያን ገሊፁ። ሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይን ኣተሓባባሪት እቲ ንኡስ ግብረ ሓይሊን ወይዘሮ ሊያ…

ፈፃሚ ስራሕ ክልል ትግራይ ዘውፅኦ ድንጋገ ህፁፅ ኣዋጅ ጥሒሶም ዝተረኸቡ ሰባት ስጉምቲ ይውሰደሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዘውፅኦ ድንጋገ ህፁፅ ኣዋጅ ጥሒሶም ዝተረኸቡ ሰባት ስጉምቲ ከም ዝተወሰደሎም ቤት ፍርዲ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ጠቂሱ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ወረዳ ናዕዴር…