ኣብ ህንፀት ቐረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ ትኹረት ተዋሂቡ ይሰራሕ ከም ዘሎ ቢሮ ሃፍቲ ማይ ክልል ትግራይ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎናጎኒ መኸተ ቫይረስ ኮረና ኣብ ህንፀት ቐረብ ፅሩይ ዝስተ ማይ ትኹረት ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ገሊፁ፡፡
ዳይርክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ኣይተ ፍትዊ ግደይ፥ ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ቐረብ ፅሩይ…