ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘገልግሉ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ 1. ኣይተ ብርሃኑ ፀጋዬ 2. ወይዘሮ ያለም ፀጋይ 3. ወይዘሮ ሂሩት ዘመነ 4. ኣምባሳደር ማርቆስ ተክሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ንህያብ ወይድማ ብናይ ካሊእ ወገን ትእዛዝ ዝስራሕ ፕሮጀክት ከምዘይኮነ ክፍለጥ ይግባእ – መንግስቲ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ናይ ምህናፅ ምሉእ መሰል ዘለዋ ምዃኑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸውን ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሰላምን ሲቪክ ማሕበራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ማዕቐፍ ትሕብብር ተዳሊዩ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላምን ሲቪክ ማሕበራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ማዕቐፍ ትሕብብር ከምዝተዳለወ ተገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብቲ ማዕቐፍ ትሕብብር ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት እናተሳለጠ ይርከብ። እቲ ማዕቐፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዕላዊ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ዝገበረ ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ እታ ሃገር መሓመድ ዓሊ ሁመድ ብዝቐረበሉ እንግዶት ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣባላት ማሕበር ሰብ ታክሲ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሬኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ማሕበር ሰብ ታክሲ ኣዲስ ኣበባ ተዛትዮም። እቶም ኣባላት፥ ቅድሚ እቲ ዘተ ኣብ ፕሮጀክት ምውቃብ ሸገርን ኣብ እንጦጦ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲን ሓዊሱ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ኣብ ጉዳይ ሉኣላዊነት ሃገር ዘይደራደሩ ምዃኖም መርኣያ ኢዩ – ፕሬዚዳን ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ኣብ ጉዳይ ሉኣላዊነት፣ መሰልን ናፅነትን ሃገር ዘይደራደሩ ምዃኖም መርኣያ ከምዝኾነ ፕሬዚዳን ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። መበል 124 ዓመት ዓወት ዓድዋ፥ ባዕዳዊ ወራሪ ጣሊያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 124 ዓመት ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ዓድዋ ዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተሳለጡ ይርከቡ። ብመሰረት እዚ ትማሊ ቅድሚ ክልተ ዓመት ነዚ ታሪኻዊ ዕለት ንምዝካር ኣብ ከተማ ዓድዋ ንክህነፅ እምነ ሰረት ተነቢርሉ ዝነበረ ፖን ኣፍሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ናብ ከተማ ዓድዋ ኣትየን Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ናብ ከተማ ዓድዋ ኣትየን። እተን ፕዚዳንት ኣብ ኣኽሱም መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ እንትበፅሓ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ካብ መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Feb 29, 2020 0 ኣዲስ አበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ድርድር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ካብ መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢን ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጂ ፌዴሬኢን፥ ሴክሬታሪ ዲፓርትመንት ቤት ግምጃ ኣሜሪካ 21 ለካቲት 2012 ዓ.ም (ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትትል ዝገብር ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Feb 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትትል ዝገብር ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ተጣይሹ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 80 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። በቲ ቤት ምኽሪ ካብ ውሽጢ…