ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ነቲ ሕዚ ዘሎ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ነቲ ሕዚ ዘሎ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብ ስታዲየም ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ብዙሓታ ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ተሳተፍቲ ኮይኖም ኢዮም። እቲ ሰልፊ ንቀዳማይ ሚኒስትር…
ቴክኖሎጂ 160 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ትምህርቲ ተረባሕቲ ኮይነን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) 160 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ዲጂታል ትምህርቲ ተረባሕቲ ንክኾና ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ኣተሓባባሪ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ማልት ኣይተ ንጉሰ ገብረክርስቶስ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንፈረንስ ስድራ ስዉኣት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳለጥ እዩ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ስድራ ስዉኣት ካብ ሎሚ መዓልቲ ክሳብ 15 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ከም ዝሳለጥ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ኪሮስ ሓጎስ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢታማጁር ሹም ጀኔራል ኣደም መሓመድ ምስ ስዑድ ዓረብ መዘነኦም ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማጁር ሹም ፌዴሪኢ ጀኔራል ኣደም መሓመድ ምስ ስዑድ ዓረብ መዘነኦም ጀኔራል ፋያድ ኣል ሩዋይሊ ተዛትዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዓውዲ ምክልኻል ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛትዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ኔዘርላንድስ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ኔዘርላንድስ ሲግሪድ ካግ ተዛትየን። ኣብ ዓውታት ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኔዘርላነድስን ኣድሂበን ከምዝተዛተያ ተገሊፁ። ኔዘርላንድስ ኣብ ዓውዲታ ሕርሻን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝኽሪ ኢንጅነር ስመኘው በቀለ ዝተሰርሐ ሓወልቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዋና መካየዲ ስራሕ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢንጅነር ስመኘው በቀለ ዝተሰርሐ ዝኽሪ ሓወልቲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብ ስነ- ስርዓት ምረቓ እቲ ሓወልቲ፥ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ፣ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ሓደ ዓመት ዝመልኦ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ዝምልከት ፀብፃብ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣቕሪቡ። ዓቕሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጠፊኡ ዝነበረ ናይ መበል 18 ክፍለ ዘበን ዘውዲ ኢትዮጵያ ተመሊሱ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኔዘርላንድስ ጠፊኡ ንዝነበረ ናይ መበል 18 ክፍለ ዘበን ዘውዲ ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። እቲ ዘውዲ፥ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ሲግሪድ ካግ ሎሚ መዓልቲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣረኪቦምዎም። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 83 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 83 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ሓወልቲ ሰማእታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ ሓርበኛታት ኣቦታትን ኣዴታትን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ። ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 39 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ልቓሕን ሓገዝን ከምዝረኸበት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2012 ዓ.ም 39 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ልቓሕን ሓገዝን ከምዝረኸበት ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ገንዘብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ 16 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ካብ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ…