ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ታንጀብል ሆፕ ፋውንዴሽ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ መስራቲትን ዋና ፈፃሚት ስራሕን ታንጀብል ሆፕ ፋውንዴሽ ሊሊ ዮሴፍ ተዛትየን። ተግባር እቲ ፋውንዴሽን ጠጠው ንዝበለሉ ዕላማ ቁርፀኛ ካብ ምዃኑ ብተወሳኺ ፅቡቕ ውፅኢት ከምዘምፅእ እውን እተን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ን2 ሺሕን 135 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ንክወፅኡ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ን2 ሺሕን 135 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ክወፅኡ ወሲኑ። እቶም ተሃነፅቲ ኣብ ቤት ህንፀት ኣበ ዝነበሮም ፃንሒት ብዘርኣይዎ እወንታዊ ስነ ምግባር መሰረት ይቕሬታ ከምዝተገበረሎም ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተልእኾን ብምርምርን ንምውዳብ ዓሊሙ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተልኾን ብምርምርን ንምውዳብ ዓሊሙ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። ዘተ ቤት ምኽሪ ለውጢ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፥ ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ኣመራርሓታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀን ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ፈላማይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ፈላማይ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ዕለት 24 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ። እቲ ፓርቲ ካብ ግምባር ናብ ውህደት ድሕሪ ምስግጋሩ፥ ብብርኪ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፈላማይ ኣኼኡ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ዘሳልጥ ዘሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፁፅ ጉባኤ ህወሓት ዕለተ ቀዳምን ሰምበትን ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ) ህፁፅ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዕለተ ቀዳምን ሰምበትን ክሳለጥ ኢዩ። እቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝካይድ ጉባኤ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ዝወሃብሉ ክኸውን ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ግደ ክብ ንምባል ደገፍ ክገብር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ዘለዎ ግደ ክብ ንምባል ደገፍ ክገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ካልኣይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ምንቕናቕ ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከል ህዝቢቲ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ 5ይ ዘበን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። ብመሰረት እዚ፥ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበበ ረቂቕ ኣዋጅ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ዝዝቲ እንትኸውን፥ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበበ ረቂቕ ኣዋጅ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ፓርቲ መእንተ ትውልዲ እምበር መእንተ ምርጫ ኢሉ ኣይሰርሕን-ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልፅግና ፓርቲ መእንተ ትውልዲ እምበር መእንተ ምርጫ ኢሉ ኣይሰርሕን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ። መዛዘሚ መድረኽ ግንዛበ መርሃ ግብሪን ሕገ ደንቢን ብልፅግና ፓርቲ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ግልጋሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ን532 ሰብ ሞያታት ግብረ ሓይሊ ፀረ ግብረ ራዕዲ ስልጠና ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ግልጋሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ካብ መላእ ሃገር ትካላት ፀጥጻን ኻበሬጻን ንዝተውፃእፅኡ ን532 ሰብ ሞያታት ግብረ ሓይሊ ፀረ-ግብረ ራዕዲ ስልጠና ምሃቡ ኣፍሊጡ። እቲ ግልጋሎት ምስ ምክልኻል ሃገር፣ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል፣ ኮሚሽን…