Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ማንቸስተር ሲቲ ንቦርንማውዝ 2 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ንቦርንማውዝ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ብሓዱሽ ኣሰልጣኒ ትምራሕ ማጋንታ ንቸስተር ሲቲ፤ ንቦርንማውዝ ብምስዓር ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ፈላማይ ዓወታ ኣመዝጊባ። ማርከስ ታቨርኒየር ኣብ መበል 26 ደቒቕ ንቦርንማውዝ መሪሕ ዝገበረት ሸቶ የመዝግብ እምበር፤ ማርክ ጉሂ ኣብ መበል 85 ደቒቕ፣ ጆስኮ ግቫርዲዮል ኣብ 92 ደቒቕ ዘመዝገቡወን ሸቶታት ሲቲ 2 ን 1 ንኽትዕወት ገይረን። ኣብ ካሊእ ፀወታ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተዓዋቲት ዩሮፓ…
Read More...

ዮሚፍ ቀጀልቻ ክብረ ወሰን ፍርቂ ማራቶን ሰይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ኣብ ኣርጀንቲና ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ቦነስ ኣይረስ ክብረ ወሰን ፍርቂ ማራቶን ዓለም ብምስባር ተዓዊቱ። ዮሚፍ ነቲ 21 ነጥቢ 1 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት 56 ደቒቕን 51 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም እዩ ነቲ ክብረ ወሰን ኣመሓይሹዎ። በዚ ድማ ብኡጋንዳዊ ኣትሌት ጃኮብ ኪፕሊሞ…

ተፈታዊ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅመር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓመተ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2026/27 ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ሻምፒዮን ኣርሰናል ምስ ኮቨንትሪ ሲቲ ብዝገብረኦ ፀወታ ክጅመር እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ ውድድር ሻመወፒዮን እቲ ሊግ ዝተጎናፀፈት ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል፤ ብተኸታታሊ ዓመት ሻምፒዮን ንምዃን ብፍራንክ ላምፓርድ ትምራሕ ኮቨንትሪ ሲቲ ብምግጣም ጉዕዞኣ…

ኣርሰናል ንኤዝሪ ኮንሳ ካብ ኣስቶንቪላ ንምፍራም ተስዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናል ንእንግሊዛዊ ተኸላኻሊ ኤዝሪ ኮንሳ ካብ ኣስቶንቪላ ንምፍራም ተሰማሚዓ። መድፈዐኛታት ጉድኣት ዊልያም ሳሊባን ጁሪያን ቲምበርን ስዒቡ ንኤዝሪ ኮንሳ ናብ ጋንታኦም ንኽፅምበር ከምዝተስማዕመዐት ቢቢሲ ፀብፂቡ። እቲ ተፃዋታይ ፅባሕ ምርመራ ሕክምና ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኤዝሪ ኮንሳ ኣብ ዓመተ ውድድር 2019/20…

ስታዲየም ባሕሪ ዳር ንዓለም ለኸ ውድድራት ንምትእንጋድ ዘኽእሎ ፍቓድ ካብ ካፍ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስታዲየም ባሕሪ ዳር ብኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ዝተቐመጡ መለክዒታት ብምምላእ ዓለም ለኸ ውድድራት ንኸተኣናግድ ፍቓድ ረኺቡ። ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ክልል ኣምሓራ ጋሻው ተቀባ ንፋና ዲጂታል ከም ዝገለፁዎ፥ መለክዒታት ካፍ ብምኽታል እቲ ስታዲየም ንዓለም ለኸ ውድድራት ብቑዕ ክኸውን…

ፒኤስጂ ምስ ኣስቶንቪላ – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ኣውሮፓ ሱፐር ካፕ ሎሚ ምሸት ኣብ ሞንጎ ፒኤስጂን ኣስቶንቪላን ክካየድ እዩ፡፡ ተዓዋቲት ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂን ተዓዋቲት ፅዋዕ ዩሮፓ ሊግ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣስቶንቪላን እቲ ፅዋዕ ንምልዓል ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ፒኤስጂ ንካልኣይ ተኸታታሊ ግዘ ፅዋዕ ኣውሮፓ…

መንበረ ንግስና ካብ ሜሲ ዝተረከበ ያማል!

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሰማይ ኒውዮርክ ሓዱሽ ንጉስ ኩዕሾ እግሪ መንበረ ስልጣን ከምዝተረከበ ንዓለም ተኣዊጁ ኣሎ። ናይ መወዳእታ ዳንሲ ሊዮኔል ሜሲን ንምዕዛብ ኣብ ቅድሚ ዝተኣከበ ህዝቢ ዓለም ብሰገናት ዝተመልአት ሃገራዊት ጋንታ ስፔን እቲ ናይ ክብሪ ዘውዲ ወሲዳቶ ኣላ። እዚ ዓወት ናይ ስፔን ዓወት ጥራሕ ኣይኮነን፤ ብኢድ ሜሲ…