Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ምስ ጋናን ደቡብ ኣፍሪካን ተደልዲላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ምስ ጋናን ደቡብ ኣፍሪካን ተደልዲላ። ትማሊ ዕላዊ ዝተገበረ ምድብ ድልድል መፃረዪ ፀዋዕ ዓለም 2020፥ ምስ ሃገወራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝራኸባ ሃገራዊ ጋንታታት ተፈሊጠን ኣለዋ። ብመሰረት እዚ፥ ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ደቡብ ፍሪካን ዚምባብዌን ተደልዲላ ኣላ። ኣብ ኣፍሪካ ዝግበር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም፥ ኣብ ምድበን ቀዳማይ ደረጃ ዝወፅኣ ሃገራት ሕድሕደን ብዝገብረኦ ግጥም በፂሕኻ መልሲ ዝተዓወታ 5 ሃገራት ንኣፍሪካ ወኪለን ኣብ…
Read More...

ኣብ ታሽዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንሰበታ ከተማ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ታሽዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብ መይዳኣን ቅድሚ ደገፍታን ንጋንታ ሰበታ ከተማ ዘተኣናገደት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ክልተ ንሓደ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ መሪሕነታ ክተጠናኽር ክኢላ። መቐለ 70 እንደርታ ዝተዓወተትለን ክልተ ሽቶታት፥…

ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ቡሩንዲ ክትራኸብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ቡሩንዲ ክትራኸብ ኢያ። ብኣሰናዳእነት ሃገራት ኮስታሪካን ፓናማን ዝሳለጥ 10ይ ግጥም ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ንምሕላፍ ኣብ ዝግበር መፃረዪ ፀወታ ኢያ እታ ሃገራዊት ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቡጁምብራ ምስ…

ስሑል ሽረ ኣብ ልዕሊ ፋሲል ከነማ 2 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ታሽዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ስሑል ሽረን ፋሲል ከነማን ፀወተአን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ኣካይደን። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ስሑል ሽረ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ፋሲል ከነማ 2 ንባዶ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ ኣላ። እተን ሸቶታት ሳሊፍ ፎፋና ኣብ መበል 86…

ቀነኒሳን ኪፕቾጌን ኣብ ለንደን ማራቶን ዝገብሩዎ ንሕንሕ ዓለም ብሃንቀውታ ይፅበዮ ኣሎ

አዲሰ አበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ኬንያዊ ኣትሌት ኤልዩድ ኪፕቾጌ ኣብዚ ዓመት ዝገብሩዎ ንሕንሕ ለንደን ማራቶን ዓቢዪ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣትሌት ቀነኒሳ ናይ ማንም እዋን ካልኣይ ቅልጡፍ ሰዓት ማራቶን ዓለም ዘመዝገበ እንትኸውን፥ ኪፕቾጌ ድማ በዓል ቤት ክብረ ወሰን ማራቶን ዓለም ኢዩ። ወዲ 37 ዓመት…

ኣብ ትግራይ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ሪፎርም ስፖርት ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ሪፎርም ስፖርት ኣድሂቡ ምስ ኣመራርሓ ወረዳ፣ ፌደሬሽንን ኣብያተ ዕዮ መንግስትን እናተዛተየ ምዃኑ ገሊፁ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ቀፅሪ ዓዲ ሓቂ ካምፓስ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ዘተ፥ ብብርኪ ሃገር ተመሓይሾም ዝተባሃሉን ዝትግበሩ ዘለውን ሪፎርምታት ስፖርት ንምርኣይ ዝዓለመ…

ጋንታ ወልዋሎ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናብ ሜዳኣ ክትምለስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ወልዋሎ ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናብ ሜዳኣ ክትምለስ ኢያ። ኣብ መወዳእታ ዓመተ 2010 ሕድሳቱ ብምጅማር ንዝሓለፉ 18 ኣዋርሕ ኣብ ፅገና ዝፀንሐ መይዳ ወልዋሎ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊፁ። እቲ ስታዲየም ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ሕድሳቱ ክጓተት እኳ እንተፀንሐ፥ ኣብዚ ሐዚ…