Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓል ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምሸት 7ይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝካየዱ እንትኾኑ ቤኔፊካ ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ባየርሊቨርጉሰን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት 2፡45 ኣብ ቤርጋሞ ጋንታ ኣታላንታ ምስ ስትሩም ግራዝ ከምኡ እውን ሞናኮ ምስ ኣስቶንቪላ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ምሽት 5 ሰዓት ድማ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ባየርሊቨርጉሰን፣ ቤኔፊካ ምስ ባርሴሎና፣ ቦሎኛ ምስ ቦሩሺያ ዶርቱመንድ፣ ክለብ ብሩጅ ምስ ጁቬንቱስ፣ ሊቨርፑል ምስ…
Read More...

አርሊንግ ሃላንድ ኣብ ማንቸስተር ሲቲ ክሳብ 2034 ዘፅነሖ ኩንትራት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ማንቸስተር ሲቲ አርሊንግ ሃላንድ ኣብታ ጋንታ ክሳብ 2034 ዘፅነሖ ውዕሊ ከምዝፈረነ ተገሊፁ። ወዲ 24 ዓመት ኖርዌያዊ ኣጥቃዒ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ብቕዓቱ እናወረደ ምምፅኡ ስዒቡ ካብታ ጋንታ ክለቅቕ ይኽእል ኢዩ ዝብል ወረ እናተሰምዐ ከምዝነበረ ፀብፃባት የመላኽቱ። ሃላንድ ከም ኣቆፃፅራ…

ኣብ ማራቶን ዶሃ ኣትሌት እታለማሁ ስንታየሁ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2027 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኳታር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ዶሃ ኣትሌት እታለማሁ ስንታየሁ ተዓዊታ። ኣትሌት እታለማሁ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 21 ደቒቕን 43 ሰከንድን ብምዝዛዝም እንትትዕወት÷ ካልኦት ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት እውነ ክሳብ 5ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዘዚመ። ብመሰረት እዚ ሙሉሃብት ፀጋ 2ይቲ፣ ዝናህ ሰንበታ 3ይቲ፣…

ፀወታ ደርቢ ሰሜን ለንደን ትፅቢት ዝግበረሉ እንትኸውን ትማሊ ድማ ሊቨርፑል፣ ቸልሲን ማንችስተር ሲቲን ነጥቢ ደርቢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ መበል 21 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት ተራኺበን 1 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚመን። ዌስትሃም ንፉልሃም 3 ን 2 እንትስዕር፤ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ብሬንትፎርድ ከምኡ እውን ቸልሲ ምስ ቦርንማውዝ ብተመሳሳሊ 2 ን 2 ማዕረ ተፈላሊየን። ሎሚ…

ትፅቢት ዝግረሎም ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ፀወታታት ኤፍኤ ካፕን ካራባኦ ካፕን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክምለስ ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ዝኾነት ሊቨርፑልን ኣብዚ ዓመት ዘደንቕ ምንቅስቓስ እናገበረት ትርከብ ኖቲንግሃም ፎረስትን ዘራኽብ ፀወታ ትፅቢት ዝግበረሉ ኢዩ። ኣብ ኣብ ሊግ ፀወታ እዚ ዓመት ንሊቨርፑል ክትስዕር ዝኸኣለት ብሕታዊት ጋንታ ዝኾነት…

ውድድር ፍፃመ ሱፐር ካፕ ኤልክላሲኮ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ሱፐር ካፕ ስፔን ሪያል ማድሪድን ባርሴሎናን (ኤልክላሲኮ) ዝገብረኦ ውድድር ፍፃመ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ስዑድ ዓረብ ስታዲየም ኣብዱላህ ስፖርት ሲቲ ምሸት ሰዓት 4 ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ውድድር ሱፐር ካፕ ባርሴሎና ንትሌትክ ቢልባኦ ከምኡ እውን ሪያል ማድሪድ ንሪያል…

መቻል ንስሑል ሽረ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ስሑል ሽረ ብመቻል 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ መቻል ንኽትዕወት ሽመልስ በቀለ ኣብ መበል 24 ደቒቕ ከምኡ እውን ግሩም ሓጎስ ኣብ መበል 39ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ስሑል ሽረ ድማ ኣስቻለው ታመነ ኣብ መበል 53 ደቕቕ ኣብ ናይ ባዕሉ መረብ ኣመዝጊቡዋ፡፡…