መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ
ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ኤምባሲታት ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኤምባሲታት ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡
ብመሰረት እዚ ተወከልቲ እቲ ሚኒስቴር ብኣካል ብምርካብ ንኤምባሲታት ዮርዳኖስን ኢኳቶሪያል ጊኒን ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ገሊፆም፡፡
ብፍቅርተ ከበደ