ማንቼስተር ዩናይትድን ኤቨርተንን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ሳልሳይ ሰሙን ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ኤቨርተንን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡
ሸቶታት ማንቼስተር ዩናይትድ ብሪያን ምቤሞን ቤንጃሚን ሼሽኮን ኣመዝጊቦምወን፡፡
ብወገን ኤቨርተን ድማ ታይሪክ ጆርጅን ሚትላንድ ናይልስን ኣመዝጊቦምወን፡፡