Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኣመራርሓ ሽመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ንሸውዓተ ኣመራርሓ ሽመት ሂቦም።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ኣይተ ብርሃኑ ዘውዴ – ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን።
  2. ታምራት በየነ (ዶ/ር) – ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር እቶት።
  3. ኣይተ ብርሃኑ ፈይሳ – ሓጋዚ ተፀዋዒ መንግስቲ።
  4. ወ/ሮ ቆንጂት ደበላ – ሓጋዚት ተፀዋዒ መንግስቲ።
  5. ዶ/ር መሓመድ እንድሪስ – ብማዕረግ ሚኒስትር ዴኤታ ሓጋዚ መተሓባባሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ።
  6. ወ/ሪት ፈዲላ ኣባብያ – ብማዕረግ ሚኒስትር ዴኤታ መተሓባበሪት ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ዲጂታል ሚድያ።
  7. ኣይተ ተስፋዬ ይገዙ – ብማዕረግ ሚኒስትር ዴኤታ ሓጋዚ መተሓባባሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ኮይኖም ተሸይሞም።

#PMOEthiopia

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.