Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ኢራንን ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ መድረኽ ዘተ ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ኢራንን ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ መድረኽ ዘተ ሰላም ተሰሪዙ።
እተን ሃገራት በዓል 14 ነጥብታት ስምምዕ ምግባረን ስዒቡ ንናይ መወዳእታ ስምምዕነት ኣብ ዝርዝር ዛዕባታት ዝግበር ድርድር ሎሚ ከምዝጅመር ተገሊፁ ምንባሩ ይዝከር።
ይኹን እንበር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ውጭ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣሜሪካ፣ ኢራን፣ ኳታርን ፓኪስታንን ብምስታፍንምክያድ ተታሒዙ ዝነበረ ትልሚ መድረኽ ዘተ ሰላም ንዘይተወሰነ ግዘ ምንውሑ ምግላፁ ሮይተርስ ፀብፂቡ።
ብብርሃኑ ኣበራ
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.