ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ብሰላም ተዛዚሙ- ፖሊስ On Apr 8, 2023 104 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ነባሪ ኣዲስ ኣበባ ብፍላይ ማሕበረሰብ ሙስሊም ምስኣካላት ፀፅታ ብምዃን ንዝገበርዎ ምትሕብባር አመስጊኑ። ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ ኣካላት ፀፅታ እውን አመስጊኑ። 104 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint