ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ብሰላም ተዛዚሙ- ፖሊስ On Apr 8, 2023 117 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ነባሪ ኣዲስ ኣበባ ብፍላይ ማሕበረሰብ ሙስሊም ምስኣካላት ፀፅታ ብምዃን ንዝገበርዎ ምትሕብባር አመስጊኑ። ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ ኣካላት ፀፅታ እውን አመስጊኑ። 117 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint