Fana: At a Speed of Life!

ኣቦ መንበር ነእፓ ዓብድልቃድር ኣደም (ዶ/ር) ድምፂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ፓርቲ ናፅነትን ማዕርነትን (ነእፓ) ዓብድልቃድር ኣደም (ዶ/ር) ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ወረዳ 4 ክልል መረፃ 24 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።

#ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያትመርፅኣላ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavotes #Democracy #fanatelevision

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.