ኣይተ ገብረኣምላክ የዕብዮ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኮይኖሞ ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ገብረኣምላክ የዕብዮ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ኮይኖሞ ተሸይሞም።
በዓል ሓደራ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንኣይተ ገብረኣምላክ የዕብዮ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ገይሩ ሸይሙ።