Fana: At a Speed of Life!

ፖርቹጋል ምስ ክሮሺያ ፤ ስፔን ምስ ኦስትሪያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ብሓባር ኣብ ዘዳለውኡ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ናይ 32 ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሎሚ እወን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም።

ብመሰረት እዚ ናይ ሓደ ጊዘ ናይቲ መድረኽ ሻምፒዮን ዝኾነት ስፔን ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ ኦሰቲሪያ ፀወተኣ ክተካይድ ኢያ።

ለይቲ ሰዓት 8፡00 ድማ ፖርቹጋል ምስ ክሮሺያ ክራኸባ ኢየን።

ክልቲአን ብሄራዊ ጋንታታት ካብ ምድበን ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ናብቲ ኣውዲቕካ ምሕላፍ

ምፅንባረን ይዝከር።

ስዊዘርላንድ ምስ ኣልጄሪያ ፅባሕ ንጎሆ ሰዓት 12፡00 ከመዝራኸባ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ ይሕብር።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.