Fana: At a Speed of Life!

ማንቸስተር ዩናይትድ ንማውሪሲዮ ፖቸቲኖ ኣሰልጣኒ ጌራ ሾይማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቸስተር ዩናይትድ ንኣርጀንቲናዊ ኣሰልጣኒ ማውሪሲዮ ፖቸቲኖ ምሻማ ብዕሊ ኣፍሊጣ።

እቲ ኣሰልጣኒ ቀፃሊ ረቡዕ ብወግዒ ሓላፍነቱ ከምዝርከብ እቲ ጋንታ ዕላዊ ገይራ።

ፖቸቲኖ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ንቶተንሃም ሆትስፐር፣ ቼልሲን ፒኤስጂን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ጋንታታት ዘሰልጠነ እንትኸውን ሕዚ ድማ ንሃገራዊት ጋንታ ኣሜሪካን እናሰልጠነ ከምዝርብ ይፍለጥ።

ማንቸስተር ዩናይትድ ንኣሰልጣኒ ማይክል ካሪክ ትማሊ ካብ ሓላፍነቱ ምልዓላ ይዝከር።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.