ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 79 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሓምለ ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 79 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ብምዝታይ ውሳነታት ሂቡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ብመጀመርታ ደረጃ ዝተዛተየ ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀትን ኣሸፋፍና ወፃኢን መንግስቲ…