Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2026

ፕሬዚዳንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንበዓል ፋሲካ ፃውዒት ምቁራፅ ተኹሲ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንበዓል ፋሲካ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ንሩሲያ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዝኽበር በዓል ፋሲካ ኦርቶዶክስ ክርስቲያን ምኽንያት ብምግባር ሃገሮም ንምቁራፅ ተኹሲ ድልውቲ ከምዝኾነት…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ካብ ፌደራል ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ሽልማት ኣፍልጦ ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 50 ዓመት ምምስራት እቲ በዓል እናኽበረ ዝርከብ ፌዴራል ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ናይ ኣፍልጦ ሽልማት ኣበርኪቱ። እቲ ናይ ኣፍልጦ ሽልማት ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ በዓል ወርቃዊ ኢዮቤልዩ…

ሃገር ቦቆል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዓውዲ ንግዲ ግሁድ ለውጢ ክምዝገብ ኣኽኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ቦቆል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ንግዲ ግሁድ ለውጢ ንክዝገብ ኣኽኢሉ ኢሎም ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳር ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)። ኣብ ክልል ዓፋር ዝተሃነፀ ማእኸል ንግዲ ጥሪት ሰመራ ካልኣይ ብርኪ ምምሕዳር እቲ ክልል…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፍሉይ ከባቢ ወረዳ የካ ክፍለ ከተማ 9 ኮተቤ 02 ተባሂሉ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወት ሓሊፉ፡፡ ዋና ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣንቆርጫ ናብ ላምበርት 18 ሰባት ፅዒና…

ንኢትዮጵያዊያን ዘቐደመ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ለውጢ ዓመታት ንዜጋታት ዘቐደመ ‘ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ’ ብዙሓት ውፅኢታት ኣመዝጊቡ ኢዩ፡፡ ቅድሚ ለውጢ ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ይኽፋኣዮም ይጥዓሞም እዝኒን ዓይኒን ዘይብሉ ጉዳዮም ጉዳዩ ዘይኮነ መንግስቲ ከምዝነበሮም ብዙሓት…

ጋና ንኣሰጣኒ ኦቶ አዶን ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ኦቶ ኣዶ ተሰናቢቱ፡፡ ጋና ትማሊ ምሸት ምስ ጀርመን ኣብ ዝገበረቶ ናይ ምሕዝነት ፀወታ 2 ን 1 ተሳዒራ፡፡ እታ ሃገራዊት ጋንታ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታታተልቲ ፀወታታት ምስዓራ ንምስንባት እቲ ኣሰልጣኒ ምኽንያት…

ንኣዲስ ኣበባ ዝገለፀ ናይ መጋቢት ለውጢ!

መጋቢት ኣብ ዑደት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍን ዝኸፈተ መብሰሪት ጅማሮ ምዕራፍ ለውጢ ኮይና ተፃሒፋ ኢያ፡፡ ኣብ 24 መጋቢት ዝተበሰረ ለውጢ ኣብ ፈተናታት ውሽጢ ንኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ዘሳግሩ ዓወታት እናመዝገበ ቀፂሉ ኣሎ፡፡ በዚ ለውጢን ስብራት ኢትዮጵያ ናይ ምሕካምን ጉዕዞ ኢትዮጵያ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 2ይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክተካይድ ኢያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2027 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናይ መልሲ ፀወታኣ ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን ክትገብር ኢያ፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ሞሮኮ ብምምራሕ ዝገበረቶ ቀዳማይ ዙር ፀወታ 3 ን 0 ምስዓራ ይዝከር፡፡ ናይ…

ካብ ሓፋርነት ዝተላቐቐ ፖሊሲ ጉዳያ ወፃኢ ኢትዮጵያ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ፖሊሲ ጉዳያ ወፃኢ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓ መሰረት ብምግባር ሕቶ በሪ ባሕሪ ኣጀንዳ ገይሩ ይርከብ። ፖሊሲ ጉዳያ ወፃኢ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነትን ሓድነትን ኢትዮጵያ ካብ ምኽባር፣ ልምዓ ኢኮኖሚ ካብ ምቅልጣፍን ዴሞክራሲያዊ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢኳቶርያል ጊኒ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢኳቶርያል ጊኒ ቴዎዶሮ ኦቢያንግ ንጉሜ ዘትዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ካብ ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓስፊክን መራሕቲ ትካላት ምንግስቲ ጎና ጎኒ…