ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትኹረት ዝገበረ “ፓነል” ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ኩነታት እዛ ሃገርን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ትኹረት ዝገበረ “ፓነል” ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ ብምትሕብባር ስብከተ ወንጌል ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያንን መምርሒ ተልእኾ…
ስፓርት ኣብ ከተማ ኣላማጣ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ዓስራይ መላእ ፀወታታት ስፓርት ትግራይ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 23 ጥሪ ክሳብ 5 ለካቲት 2012 ዓ.ም ብኣሰናዳእነት ከተማ ኣላማጣ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ዓስራይ መላእ ፀወታታት ስፓርት ትግራይ ሎሚ ተዛዚሙ። ብውድድራት ኦሎምፒክ ሰቲት ሑመራ ብ44 ወርቂ፣ 28 ብሩርን 26 ነሓስን ብድምር ብ98 ሜዳልያታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቻይና ቁፅሪ ብኮሮናቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ኣዝዩ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብታ ቀንዲ ማእከል ለበዳ ኮሮናቫይረስ ዝኾነት ግዝኣት ሁበይ ቻይና ቁፅሪ መወትቲ ኣዝዩ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ። ትማሊ 242 ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ብምምዋቶም ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝበዝሐ ምውታት ዝተመዝገበላ ዕለት ኮይና ኣላ ተባሂሉ። ብዘይካ'ዚ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ብዝምልከት ዝቐረበ ኣዋጅ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝፍነዉ ዝተዛብዑ ሓበሬታታትን ዘረባታት ፅልኣትን ንምክኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ 5 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ዘሳለጦ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼቡኡ፥ ዝተዛብዑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ 5 ለካቲት 2012 ዓ.ም 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼቡኡ ዘካየደ እንትኸውን፥ ረቂቕ ኣዋጅ ኤክሳይዝ ታክስ ብዝምልከት ቀዋሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጅማ ሰልፊ ድጋፍ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ከተማ ጅማን ከባቢኣን ዝመፅኡ ነበርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ጅማ ሰልፊ ድጋፍ ኣሳሊጦም። እቶም ተሳተፍቲ፥ “ሰባት ብሰንኪ ፖለቲካዊ ኣረኣእየኦም ክፅረፉ ኣይግባእን” ክብሉ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ብተወሳኺ ህዝቢ ኦሮሞ ምስ ብሄር…
ስፓርት ኣትሌት ሳሙኤል ብሓንቲ ማይል ካልኣይ ቅፅበታዊ ሰዓት ዓመተ 2020 ኣመዝጊቡ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ብሓንቲ ማይል ካልኣይ ቅፅበታዊ ዓለም ለኻዊ ሰዓት ዓመተ 2020 ኣመዝጊቡ። ውድድር ሓንቲ ማይል ውሽጢ ገዛ ትማሊ ኣብ ኣየርላንድ፣ ኣትሎን ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ነቲ ውድድር ብ3 ደቒቓ…
ጥዕና ካብ ህንዲ ዝመፅኡ 14 ሰብ ሞያ ኣብ ኢትዮጵያ ናፃ ግልጋሎት ሕክምና ይህቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2020 0 ኣዲስ ኣባባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ህንዲ ዝመፅኡ 14 ሰብ ሞያ ካብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሮም ኣብ ኢትዮጵያ ናፃ ግልጋሎት ሕክምና ይህቡ ኣለዉ። ምክትል ግልጋሎት ሕክምና ኮሌጅ ሜዲካል ሚኒሊየም ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ፕሮቮስት ዶክተር ሊያ ተፈራ፥ እቲ ሕክምና ኣብቲ ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህወሓት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2020 0 ኣዲስ ኣባባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ይኽበር ኣሎ። ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ በዓል 11 ለካቲት፥ “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርቲስት ጀምበሬ በላይ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተዋስኦ መድረኽ ልዕሊ 40 ዓመታት ዘገልገሉ ኣርቲስት ጀምበሬ በላይ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣርቲስት ጀምበሬ በላይ ካብ 1949 ክሳብ 1953 ዓ.ም ኣብ “ሃገር ፍቅር ማህበር” ኣገልጊሎም። ከምኡ'ውን ካብ 1953 ክሳብ 1988 ዓ.ም…