መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ንኣውሮፕላናት ብኬሚካል እናፀረገ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ንኣውሮፕላናት ብኬሚካል እናፀረገ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ መገዲ ኣየር ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ካብ ውሽጢ ዝገብሮም ልዑል ቅድመ ጥንቃቐታት፥ ካብ ቻይናን እቲ ቫይረስ ተራኢዩወን ካብ ዝተብሃላ ሃገራትን…