ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ሱዳን ካብ መዝገብ ሃገራት ፈጠርቲ ራዕዲ ክትሕከኽ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፀሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተሬዝ ሱዳን ካብ መዝገብ ሃገራት ፈጠርቲ ራዕዲ ክሕከኽ ሓቲቶም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተረኸቡ ዋና ፀሓፊ ኣንቶንዮ ጉተሬዝ፥ እታ ሃገር የጓንፍዋ ካብ ዘለዉ ብድሆታት ቀልጢፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካውያን መሰል ህፃናት ንኽኽበር ኣበርቲዖም ክሰርሑ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያንን መራሕቶምን መሰል ህፃናት ንኽኽበር ኣበርቲዖም ክሰርሑ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ኣብ ኣፍሪካ ብዝፍጠር ጎንፂን ኲናትን ዝጉድኡ ህፃናት ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፥ ኣብታ ሃገር ዘላቒ ሰላም ምዕሳል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምዝታዮም ሓላፊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቅንያት ለካቲት ኣብ ከተማ መቐለ ሓሙሽተ እምነ ኩርናዓት ክቕመጡ እዮም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ምኽኒያት ብምግባር ሽዱሽተ ለካቲት 2012 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ሓሙሽተ እምነ ኩርናዓት ከምዝቕመጡ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ 1.…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቻይና ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 97 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቻይና ትማሊ ዕለት ጥራሕ 97 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ቁፅሪ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሓደ መዓልቲ ካብ ዝተመዝገበ መጠን ዝለዓለ እንትኸውን፥ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሪ ናብ 908 ንኸዓቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 "ህዝቢ ትግራይ ን 17 ዓመታት ኣብ ዘካየዶ መሪር ዕጥቃዊ ቓልሲ ንምእማኑ ዘፀግም ኹለ መዳይ መስዋእትነት ብምኽፋል ታሪኻዊ ሕዝባዊ ዓወት ንኽተመዝግብ መሰረት ቓልስኻ ዝኾነት 11 ለካቲት እንኳዕ ኣብፀሓካ ኣብፀሓና። ኹሉ ዝተኻየደ መሪር ተጋድሎ መስዋእትነትን መጉዳእትም ዝተመዝገበ ዓወትን ትርጉም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወራር ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ዳግም ከምዝተርኣየ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራር ዕስለ ኣምበጣ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ደቡብ ትግራይ ዳግም ከምዝተርኣየ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገፀርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ባልዓት እቲ ቢሮ ኣይተ መብራህቶም ገብረኪዳን ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፥ እቲ ወራር ዕስላ ኣምበጣ ካብ ዕለተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኢንጂነር ኣይሻ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መበል ዓስራይ መድረኽ ፎሮም ከተማታት ዓለም ይሳተፍ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ዓስራይ መድረኽ ፎሮም ከተማታት ዓለም ይሳተፍ ኣሎ። መበል ዓስራይ መድረኽ ፎሮም ከተማታት ዓለም ኣብ ከተማ ኣቡዳቢ ኢዩ ዝሳለጥ…
ቢዝነስ ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግዲን ኢትዮጵያ ኣብ ሲሪላንካ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 የካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግዲን ኢትዮጵያ ኣብ ሲሪላንካ ከተማ ኮሎምቦ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ፎሮም ኣብ ህንዲ ዘሎ ኤምባሲ ፌዴሪኢን ኣብ ከተማ ኮሎምቦ ዘሎ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያን ብሓባር ብምዃን ዘሰናድእዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ስለዝኾነ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 33 ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስላጥ ዝጀመረ መበል 33 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ እውን ይቕፅል ኣሎ። እቲ ስሩዕ ጉባኤ፥ “ጎንፂን ኲናትን ብምዕጋት ንልምዓት ኣፍሪካ ምዕሩይ ሃዋህው ምፍጣር!” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ…