ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ሓደጋ ትራፊክ ብ17 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት መጠን ሓደጋ ትራፊክ ብ17 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። ኣብ መእተዊ ናህሪ መገዲ ኣዲስ ኣበባ - ኣዳማ “በሰላታት ሓደጋ ትራፊክ እናሓሰብና ሓምለዋይ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 555 ሰባት እንትርከቡ 9 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 490 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ልዕሊ 372 ሺሕን 812 ብዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ኣብ ማእኸል ልምዓትን ርዳእታ ኣወሊያ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ዲስትሪክት ምዕራብ ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር ኣብ ማእኸል ልምዓትን ርዳእታ ኣወሊያ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጡ። ኣበቲ መርሃ ግብሪ 1000 ፈልሲታት ዝተተኸሉ እንትኾኑ፥ ካብ ሞንገ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ ልዕሊ 15 ነጥብ 9 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኢትዮጵያን ኔዘርላንድስን ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ ገንዘብ ልዕሊ 15 ነጥብ 9 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን። እቲ ሰነድ ስምምዕነት ንምምሕዳር ዝተዋደደ መሬት ቁንዝላን መርሃ ግብሪ ዋሽን ንምድጋፍ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ብዋናነት ኣብቲ ከባቢ ንዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 5 ሺሕን 600 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 5 ሺሕን 600 ተምሃሮ ብ“ቨርችዋል” ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብገፅ ንገፅን ኦንላይንን ዘምሃሮም ተምሃሮ ኢዩ ኣብ ቀፅሪ “ስድስት ኪሎ” ሎሚ ኣመሪቑ። ዕድምቲ ጋሻ እቲ ዕለተ ምርቓት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ዝተጠርጠሩ ጥላሁን ያሚን ኣብዲ ኣለማየሁን ትማሊ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ብተወሳኺ ቕንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ቡራዩን ኣዲስ ኣበባን ብመሰረት ዝተፈጠረ ዓመፅን ሁውከትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ሰብን ንብረትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ሓምሻይ ዓመት፣ 5ይ ዘበን ስራሕ፣ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ የሳልጥ ኣሎ። ኣፈጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ፥ እቲ ጨፌ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ውዕሉኡ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዓመት 2012 ከምዝግምግም ተዛሪበን።…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 760 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 264 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 760 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ን364 ሺሕን 322 ሰባት ብመሰረት ዝተገበረ ምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኩሉ ሕብረተሰብ መሸፊኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምግባር ክንቀሳቐስ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ምእሳርን ምቕፃዕን መፍትሒ ከም ዘይኾነ ተረዲኡ እቲ ዝወፀ ህፁፅ እዋን ኣዋጅ ምክልኻል ቫይረስ ኮረና ኣኽቢሩ ክኸይድ ከም ዝግባእ ንኡስ ኮሚቴ ፀጥታ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ ኣይተ ተኪኡ ምትኩ ኣብ ዙርያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ 127 ሺሕ ሄክታር መሬት ብዘበናዊ ሕርሻ ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣብ ክልል ግረራይ ዞባታት ሰሜናዊ፣ ምዕራባዊን ማእኸላይን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ልዕሊ 127 ሺሕ ሄክታር መሬት ብኩታ ገጠምን ብሜላ ኣዘራርኣ መስመርን ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ። ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ እቲ ክልል 118 ሺሕ ሄክታር መሬት…