Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2020

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ክልል ትግራይ ይካየድ ብዛዕባ ዘሎ ወፍሪ ብዝምልከት ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኻሪ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ክልል ትግራይ ይካየድ ብዛዕባ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ መብርሂ ሂቦም። እቲ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ስርዓትን ብመሰረት…

ሃገር ለኸ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2012 ዓ.ም ካብ 1 ከሳብ 30 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2012 ዓ.ም ካብ 1 ከሳብ 30 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ክልላት ዘውፀኦ መርሃ ግብሪ መሰረት ብምግባር ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ትምህርቲ ኣይተ ሚሊየን ማቲዮስ ኣብ ዝሃቡዎ…

መንግስቲ ዝሃቦ ገደብ 72 ሰዓታት ብምጥቃም ብዙሓት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ትግራይ ኢዶም ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ዝሃቦ ገደብ 72 ሰዓታት ብምጥቃም ብዙሓት ኣባላት ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን ትግራይ በቢግምባሩ ኢዶም እናሃቡ ከምዝርከቡ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። ብወገን ክልል ዓፋር ኣቲዮም ብዙሓት ሰባት ኢዶም እናሃቡ እንትኾኑ፥ ኣብ ማይ…

አቶ ጃዋር መሃመድ፣ በቀለ ገርባ እና ሃምዛ አዳነን ጨምሮ ሌሎች ተከሳሾች የንብረት እግድ ይነሳልን ሲሉ ያቀረቡት አቤቱታ ውድቅ ሆነ

አዲስ አበባ፣ ህዳር 15፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) አቶ ጃዋር መሃመድ፣ በቀለ ገርባ እና ሃምዛ አዳነ ወይም ሃምዛ ቦረናን ጨምሮ ሌሎች ተከሳሾች ዐቃቤ ህግ ያገደባቸውን የንብረት እግድ ይነሳልን ሲሉ ያቀረቡት አቤቱታ ውድቅ ሆነ፡፡ የንብረቱን እግድ በተለመለከተ የፌደራል ከፍተኛ ፍርድ ቤት ልደታ…

ጉጅለ ህወሓት እናተጠቐመሉ ዝነበረ 32 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ህወሓት እናተጠቐመሉ ዝነበረ 32 ኩንታል መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ። እቲ መዓወኒ ሓሽሽ ብተሸከርካሪ ተፃዒኑ ካብ ሑመራ ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክኣቱ ክብል ከምዝተትሓዘ ዋና ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ በርጌድ ቴድሮስ ኮማንደር ዘለቀ ምትኩ…

ተደጋጋሚ ፃውዒት ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይን ምላሽ ፅንፈኛ ህወሓትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ተደጋጋሚ ፃውዒት ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ምላሽ ፅንፈኛ ህወሓትን ብዝምልከት መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ቅድመ ሐዚ ኣብ ዝነበረ ከይዲ መብርሂ ሂቡ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ናብ…

ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ዲማ- ራድ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘተኣሳስር ህንፀት ፕሮጀክት መገዲ ዲማ- ራድ ከምዝተዛዘመ በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ህንፀት መገዲ 60 ነጥቢ 2 ኪሎ ሜትር ንውሓት ዘለዎ ህንፀት መገዲ ኣስፋልት ኮንክሪት ምዝዛሙ መማረፂ…

ብሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ደ/ር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ማእኸላት ሕክምና ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ደክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ዘካተተ ጉጅለ ኣብ ማእኸላት ሕክምና ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ተረኺቡ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ብዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ፥ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ኤጀንሲ…

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣብ ዘሰናደኦም ዝተፈላለዩ መምርሒታት ኣድሂቡ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰናደኦም ዝተፈላለዩ መምርሒታት ኣድሂቡ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ተዛቲዩ። እቲ ቦርድ ብኣዋጅ 1162/2011 ዝተውሃቦ ስልጣን መሰረት ብምግባር ዝተፈላለዩ መምርሒታት ብምስንዳእ ቅድሚ ምፅዳቖም ምስ ዝምልከቶም…

ኣምባሳደር ታዬ ንኣማኻሪት ዋና ፀሓፊ ምክልኻል ገበን ምፅናት ዘርኢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ንኣማኻሪት ዋና ፀሓፊ ምክልኻል ገበን ምፅናት ዘርኢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕራሚላ ፓተን  ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ መብርሂ ሂቦም።…