ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌዴሬሽን ማሕበራት ጉዱኣት ኣካል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደም ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌዴሬሽን ማሕበራት ጉዱኣት ኣካል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልገሳ ደም ኣካይዶም። እቶም ማሕበራት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘተ ብምግባር፤ ንሰራዊት ምክልኻል መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ምክያዶም ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ ብር 153 ሚሊየን ሓገዝ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ ብር 153 ሚሊየን ሓገዝ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ፋይናንስን ክልል ደቡብን ኣካቢ ግብረ ሓይሊ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ሰራዊት ምክልኻልን ኣይተ ተፈሪ ኣባተ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ኣቢያተ ፅሕፈት ቆንስላ ሚኒሶታን ሎስ ኣንጀለስን ብምዃን ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን… Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ኣቢያተ ፅሕፈት ቆንስላ ሚኒሶታን ሎስ ኣንጀለስን ብምዃን ኣብ ኩለን ግዝኣታት ኣሜሪካ ምስ ዝርከቡ 500 ዝኾኑ ተወከልቲ ማሕበራት ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ተዛቲዩ። ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣብ ዝተሳለጠ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ካልኣይ ምዕራፉ ከምዝተዛዘመ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጀመረ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ካልኣይ ምዕራፉ ከምዝተዛዘመን ኣባላት እቲ ጁንታ ኣብ ዝቕፅሉ 72 ሰዓታት ኢዶም ብሰላም ንኽህቡ ፃውዒት ምቕራቡን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ኣብ ትግራይ ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 1 ሚሊዮን ብርን 150 ኣጣልን ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ህዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩንቨርስቲ ጅግጅጋ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 1 ሚሊዮን ብርን 150 ኣጣልን ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ንሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ዴኤታ ኣመራርሓ ስራሕ ፋይናንስ ምክልኻል ሃገር ኣይተ ጌታቸው ሲሳይ ኣረኪቡ። ዳይሬክተር ጉዳይ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ብሽርሒ ግብረራዕዲ ዝተጠርጠሩ 65 ውለቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ምስ ፅንፈኛ ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ርክብ ኣለዎም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ 65 ውለቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ህዝቢ እቲ ክልል ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ብምስላፍ ሽርሒ እቲ ፅንፈኛ ጉጅለን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ነበርቲ ዞባ ጀረር መንግስቲ እናከካየዶ ዝርከብ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ብምድጋፍ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝኾኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ነበርቲ ዞባ ጀረር መንግስቲ እናከካየዶ ዝርከብ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ብምድጋፍ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝኾኑ ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ሶማሌ ዑደት እናገበሩ ዝርከቡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ምስ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ተዛትዩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ምስ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ተዛትዩ። ነቲ ዘተ ዝመርሑ ኣምባሳደር ካሳ ተክለብርሃን፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ሕገ-መንግስቲን ሕገ-መንግስታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወልቃይት ጠገዴ ከባቢ ዲቪዥን ዳንሻ ጣቢያ ሰፈራ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ ልዑል መሳርሒታት ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ወልቃይት ጠገዴ ከባቢ ዲቪዥን ዳንሻ ጣቢያ ሰፈራ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ ልዑል መሳርሒታት ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኣብ እዚ ሰሜን ዋና ኣዛዚ 5ይ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ጄነራል ሙሏለም ኣድማሱ ኣፍሊጦም። እም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ገደብ እቶእቶ ሰዓት ተሸከርከርቲ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ገደብ እቶእቶ ሰዓት ተሸከርከርቲ ከምዘመሓላለፈ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ምምሕዳር እናተርኣየ ዝርከብ ምጭንናቕ ስዒቡ ዝፍጠር ምትዕፅፃው መገዲን ምትእጉጓልን ንምንካይ ተሓሲቡ ዝተመሓላለፈ ገደብ ከምዝኾነ…