ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብር 52 ሚሊየን ዘግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ጥራሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ብር51 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ልዕሊ ብር 31 ሚሊየን ዝግመት ናብ ውሽጢ ዓዲ እንተኣቱ ዝተትሓዘ እንትኸውን፥ ልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ መናእሰይ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ልገሳ ደም ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ መናእሰይ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልገሳ ደም ኣካይዶም። ደምና ንሰራወት ምክልኻልና” ብዝብል መሪሕ ቓል ተወለድቲ ትግራይ ዝኾኑ ኣባላት ማሕበራ ወለንታታት ፍቕሪ፤ ሎሚ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ንምድጋፍ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ብሰራዊት ምክልኻል ዝውሰደሉ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ክፃወሮ ከምዘይከኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ብሰራዊት ምክልኻል ዝውሰደሉ ዘሎ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ክፃወሮ ከምዘይከኣለ ሓላፊ ዋና መምርሒ ወፍሪ ሕብረት ምክልኃል ብርጋዴር ጄነራል ተስፋየ ኣያሌው ገሊፆም። እቶም ጀነራል መኮንን ቅልጡፍ ምንቅስቓስ ምጥቃዕ እቲ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ዓዲ ግራት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስድ መገዲ ትርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተቖፃፂሩ Gebremariam Weldegerima Nov 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ካብ ዓዲ ግራት ናብ መቐለ ኣብ ዝወስድ መገዲ ትርከብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተቖፃፂሩ። እቲ ሰራዊት ምክልኻል ናይ መወዳእታ ሽቶ ዝኾነት መቐለ ንመሓዝ እናገስገሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን እዚ ከተማታት ሽረ፣ ኣኽሱም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ፌዴራል ንትግራይ ድሕንነትን ጥዕናን ልዑል ዋጋ ዝህብ ስለ ዝኾነ ኣብቲ ክልል ምርግጋዕ ንክነግስ ኣድላዪ ኩሉ ክንገብር ኢና- ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልኡኽ ምኽባር ሕጊ ዝወፈረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝሓለፉ ሒደት መዓልታት ዘመዝገቦ ዓወት ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሰራዊት ምክኻል ሃገር ትማሊ ምሸት ኣብ ዙሪያ ዓዲግራት ዘለዉ ከባቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መበል 25 ዓመት ናይ ምስረታ በዓሉ የኽብር ኣሎ። ፋና መበል 25 ዓመት ናይ መስረታ በዓሉ መስ ሰራሕተኛታቱ፣ መሻርኽቲ ኣካላትን ተሓባበርቲ መዳለውቲ ብምዃን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽብር ኣሎ። ምስረታ በዓሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ 12 ሕዳር 2013 ዓ.ም ከተማ ዓዲግራት ካብ ጁንታ ህወሓት ነፃ ወፂኣ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ዓወት ብምምዝጋብ ከተማ ዓዲግራት ሙሉእ ብሙሉእ ነፃ ከምዘውፅኣ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኡጋንዳ ብዝተወለዐ ናዕቢ 28 ሰባት ተቐቲሎም Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ፖሊስ ኡጋንዳን ደገፍቲ ፍሉጥ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ቦቢ ዋይንን ኣብ ዝተፈጠረ ግጭት ብውሕዱ 28 ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። እቲ ንፕሬዚዳንትነት ዝወዳደር ዘሎ ፖለቲከኛን ሙዚቀኛን ተቓዋሚ ንመምርሒታት ኮሮናቫይረስ ጥሒስካ ብዝብል ክሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ዲያስፖራ ኦሮሞ መንግስቲ ኣብ ክሊ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ህልውናን እዋናዊ ጉዳይን ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ዲያስፖራ ኦሮሞ መንግስቲ ኣብ ክሊ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ህልውናን እዋናዊ ጉዳይን ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ታዬ ደንደአን ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ከተማና ካብ ርስሓት፣ ሃገርና ካብ ጁንታ፣ ክሕደትን ፅልእን ነፅሪ” ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ከተማና ካብ ርስሓት፣ ሃገርና ካብ ጁንታ፣ ክሕደትን ፅልእን ነፅሪ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ወፍሪ ፅሬት ተኻይዱ። ኣብቲ ወፍሪ ፅርየት፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ሓዊሱ ሓለፍቲ…