ኣርባዕተ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 705 ሰንጋታትን 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባታት ቦረና፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምዕራብ ሃረርጌን ፊንፊኔ ዙሪያን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 705 ሰንጋታትን 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን ድጋፍ ገይሮም።
ካብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ዝተወከሉ ሓለፍቲ ስራሕን ኣባገዳታትን…