Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2020

ማእርነትን ሓድነትን ህዝቢ ንኽረጋገፅ ህዝቢ ትግራይ ፅኑዕ ድሌት ኣለዎ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ትግራይ ማእርነትን ሓድነትን ህዝቢ ንኽረጋገፅ ፅኑዕ ድሌት ከምለዎ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብራሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብራሃም ኣብ መላእ ትግራይ ሓዱሽ ባህሊን ኣተሓሳስባን ፖለቲካ ንኽዕምብብ ኩሉ ትግራዋይ ናይባዕሉ…

ኣባላት ሰራዊት መበል 23 ክፍለ ጦር ኣብ ምርግጋፅ ድሕንነት ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ግቡእ ሓለዋ እናገበሩ ከምዝርከቡ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ሰራዊት እዚ ምዕራብ መበል 23 ክፍለ ጦር ኣብ ምርግጋፅ ድሕንነት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከባቢኡን ከምቲ ልሙድ ብትግሃት እናሰርሑ ከምዝርከቡ ኣፍሊጦም። ካብ ሞንጎ ኣባላት እቲ ክፈለ ጦር ሌተናል ኮሎኔል ወንድሙ ሃብቴ ከምዝገለፁዎ፥…

ህንፀት ሃገር ጋህዲ ንኽኸውንን ዘላቒ ሰላም ንኽረጋገፅ ግደ ተሳትፎ መናእሰይ ብግቡእ ምጥቃም ይግባእ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ሃገር ጋህዲ ንኽኸውን፣ ዘላቒ ሰላም ንኽረጋገፅ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ፖለቲካዊ ስርዓት ንኽጉልብትን ግደ ተሳትፎ መናእሰይ ብኣግባቡ ምጥቃም ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምክትል…

ነበርቲን ምምሕዳር ከተማን ከተማ ሃዋሳ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ ብር 11 ሚሊየን ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲን ምምሕዳር ከተማን ከተማ ሃዋሳ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብር 11 ሚሊየን 19 ሓገዝ ገይሮም። ካብ ገንዘባዊ ሓገዝ ብተወሳኺ 41 ሰንጋታት ነቲ ሰራዊት ኣበርኪቶም። ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ከተማ፣ ሰብ ሃፍቲን ነበርቲ እታ ከተማን ብጥረ…

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…

ግዚያዊ ምምሕር ክልል ትግራይ ኣብቲ ክልል ምስዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግዚያዊ ምምሕር ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ ክልል ምስዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ። ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ እቲ ዘተ፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ሙሉ ነጋ ሓዊሱ ተወከልቲ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ…

መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኢዩ – ኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብራሃ ገሊፆም። ኣይተ ዛዲግ ምስ ሬዲዮ ቢቢሲ መደብ ፎኮስ ኦን ኣፍሪካ ኣብ…

ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ንወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት መብርሂ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ንወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቡ መብርሂ ይህብ ኣሎ። ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ቀነኣ ያደታ ኣብ ዝተረኸቡሉ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መብርሂ፥ ካብ 45 ሃገራት ንዝተውፃእፅኡ ወታደራዊ…

ፓርቲ ብልፅግና ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ኢዱ ብመሃብ ህዝቢ ካብ ምንግልታዕ ከድሕንን ኣብ ኣደባባይ ፍርዲ ንኽዳነን ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ብቕልጡፍ ኢዱ ብመሃብ ህዝቢ ካብ ምንግልታዕ ከድሕንን ኣብ ኣደባባይ ፍርዲ ንኽዳነን ፀዊዑ። መጥፍኢኡ እናተቓረበ ዝርከብ እቲ ጉጅለ ብሰራዊት ምክልኻል ብዝበፅሖ ስዕረት ዝተበገሰ ኣብ ውሽጢ ልዑል ምድኻምን…

ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ጉጅለ ህወሓት ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ብምኹናን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣10 ሕዳር፣2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ዞባ ዳውሮ ጉጅለ ህወሓት ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ክሕደት ሃገርን ብምኹናን ኣብ ከተማ ተርጫ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ 10 ወረዳታት እቲ ዞባን ከተማ ተርጫን ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ተሳተፍቲ ኮይኖም። እቶም ሰልፈኛታት፥…