ኣብ ኣሜሪካ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ርብዒ ሚሊየን ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ርብዒ ሚሊየን ሓሊፉ።
ኣብታ ሃገር ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት 250 ሺሕን 29 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ ክሳብ ሕዚ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ድማ ናብ 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን…