ኣብ ክልል ሃረሪ ንጥፍኣት እንትዳለዉ ዝነበሩ 17 ተጠርጠርቲ ምስ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናትን ካልኦት ናውቲን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ወረዳ ሃኪም ንጥፍኣት እንትዳለዉ ዝነበሩ 17 ተጠርጠርቲ ምስ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናትን ካልኦት ናውቲን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ።
ምክትል ኣዛዚ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮማንደር ናስር ከዲር…