ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንብሄራዊት ጋንታ ኒጀር ሰለስተ ንባፎ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ንብሄራዊት ጋንታ ኒጀር ሰለስተ ንባዶ ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ብሄራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ መፃረዪ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ራቭዓይ ግጥማ ምስ ኒጀር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣካይዳ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ንምምላስን መሊስካ እግሪ ንምትካልን ዝግበሩ ስራሕቲን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ዝተመርሐ ጉጅለ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ልዕሊ ጉለጅለ ጥፍኣት እናተወሰደ ዝርከብ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ተተሓሒዙ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉን ካብ ሃገር ወፃእ ዝተሰደዱን ወገናት ናብ ስድረኦም ንምምላስን መሊስካ እግሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ “ንኽብሪ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክብል ኢየ” ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ “ንኽብሪ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክብል ኢየ” ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣብ ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ተኻይዱ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣፍሪካ፣ ኣውሮፓን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ዝርከቡ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኢዩ ተኻይዱ ዘሎ፡፡ ኣብ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኣየርላንድን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 446 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣየርላንድን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ገንዘብ 446 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወይዘሪት ያስሚን ዎሃብረቢንን ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮዮጵያ ኒኮላ በርናን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ዝተሳተፈሉ ዘተ ገዛእቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ቻይና ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዝተሳተፈሉ ዘተ ገዛእቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሪካ ቻይና ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ተኻይዱ። ብኣሰናዳእነት ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዝተኻየደ እቲ ዘተ፤ ፓርቲ ብልፅግና ሓዊሱ ልዕሊ 25 ፓርቲታት ፐለቲካ ሃገራት ኣፍሪካ ተሳተፍቲ ኮይኖም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ንከይፍፀሙ ልዑል ክትትልን ቁፅፅርን ይገብር ኣለኹ ኢሉ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ኣብ ክልል ትግራይን ጎረባብቲ ከባቢታትን ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ንከይፍፀሙ ልዑል ክትትልን ቁፅፅርን ይገብር ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ምእዋጁ ስዒቡ መርማሪ ቦርድ ምጥያሹ ይዝከር።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀርመን ንሆስፒታል ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ጦር ሃይሎች 1 ሚሊየን ዩሮ ዘውፅእ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይራ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤምባሲጀርመን ንሆስፒታል ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ጦር ሃይሎች 1 ሚሊየን ዩሮ ዘውፅእ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። ሓላፊ መምርሒ ቀረብ ኣፋውስ ሕክምናን መሳርሒታትን ብርጋዴር ጄኔራል ይልማ መካንቴ፥ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ንኣወሃህባ ግልጋሎት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ “ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክንብል ኢና” ብዝብል ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዋ ድጋፍ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ “ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ጠጠው ክንብል ኢና” ብዝብል ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዋ ድጋፍ ገሊፃ። “ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ክንብል ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተመሓላለፈ ፃውዒት ብምቕባል ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ “ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ሰላም፥ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፋሪያት ካሚልን ካልኦት ሰራሕተኛታትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ህወሓት ንዝሰርሖ ግፍዒ ናይ ኢዱ ክረከብ ኣለዎ-ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ንክብሪ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደው ክብል ኢየ!” ዝብል መርሃ ግብሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝተሳለጠ እቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ጉጅለ ህወሓት…