መንግስቲ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ክድግፎ ይግባእ – ቤ/ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር
ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 6፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ናብ ሕጊ ንምቕራብ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ክድግፎ ከምዝግባእ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ጁንታ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ…