ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሉጂ ዲ.ማዮ ተዛቲዮም።
ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ሓፈሻዊ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ታሪካዊ ርክብ…