ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ፥ ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያን መሻርኽቲ ልምዓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንድ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ከምእትድግፍ ኣምባሳደር ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንድ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ከምእትድግፍ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ዑደት ገይሮም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ከተማ ኬፕታውን ኣብ ዝርከብ እምባ ቴብል ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ታሪኻዊ ህንፃታት ኣዕኒዩ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡበ ኣፍሪካ ከተማ ኬፕታውን ኣብ ዝርከብ ጎቦ ቴብል ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ታሪኻዊ ህንፃታት ከምዘዕነወ ተገሊፁ። እቲ ኣብ ጎቦ ቴብል ዝተልዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ጥቕኡ ናብ ዝርከብ ቀፅሪ ዩኒቨርሲቲ ኬፕታውን ዝተዛመተ እንትኸውን፥ ብኣማኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ብር 67 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 67 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ካብ 30 መጋቢት ክሳብ 7 ሚያዝያ ኣብ ዘለዉ መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ኬላታት ጉምሩክ ዝተትሓዙ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ሸዋን ደቡብ ወሎን ወረዳታት ፍሉይ ዞባ ኦሮሞ ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ብዝተተሓሓዘ ኮማንድ ፖስት ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሰሜን ሸዋን ደቡብ ወሎን ወረዳታት ፍሉይ ዞባ ኦሮሞ ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ብዝተተሓሓዘ ኮማንድ ፖስት ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ውሱናት ከባቢታት እዛ ሃገር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብምልታም ኣብ ልዕሊ…
ቢዝነስ ኮምፕሌክስ ኢንዱስትሪ ኣብ ድሬዳዋ ክህነፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ብኢስት ኣፍሪካ ሆልዲንግን ዌስት ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ቻይናን ናሽናል ስሚንቶ ሓ.ዝ. ው. ማ. ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ኮምፕሌክስ ኢንዱስትሪ ኣብ ድሬዳዋ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ለነቢሩ። እቲ እምነ ኩርናዕ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምክሪ ፌዴሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተ መተንፈስቲ ማይ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሞም ስራሕ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ መተንፈስቲ ማይ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሞም ስራሕ ከምዝጀመሩ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ስለሺ በቀለ ገሊፆም፡፡ እቶም ክልተ መተንፈስቲ ማይ ስራሕ ዝጀመሩ ህንፀቶም ተዛዚሙን ስራሕቲ ፈተነ ተገይሩሎምን ከምዝኾነ እቶም ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንሱዳን ካብ ምዕልቕላቕ ውሑጅ ከምእዘድሓና ዝሓለፈ ዓመት ምስክር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንሱዳን ካብ ምዕልቕላቕ ውሑጅ ከምእዘድሓና ዝሓለፈ ዓመት ምስክር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ብምልማዕ ኣብ ልዕሊ ህገራት ተፋሰስ ጉድኣት ናይ ምብፃሕ ባህጊ…
Uncategorized መንግስቲ ድሕንነት ዜጋታት ናይ ምሕላው ግድነት ኣለዎ-ጉባኤ መማክርር ምሁራን ኣምሓራ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ድሕንነት ዜጋታት ናይ ምሕላው ግድነት ኣለዎ ክብል ጉባኤ መማክርር ምሁራን ኣምሓራ ገሊፁ። እቲ መማክርት ጉባኤ ዝፍፀሙ ዘለዉ ተኸታተልቲን ዝተዋደዱን መጥቃዕቲታት ብፅኑዕ ብምውጋዝ፥ ኣብ ልዕሊ ህይወትን ንብረትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ኣዝዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 3 ሚሊየን ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ልዕሊ 3 ሚልየን ከም ዝበፅሐ ዩኒቨርስቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ገሊፁ። ክሳብ ሕዚ ብብርኪ ዓለም ኣስታት 140 ሚልየን ሰባት ብኮሮናቫይረስ ተለኺፎም ኣለዉ። እዚ ቁፅሪ መልከፍቲ፥ ''ዓለም ናብ…