Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

መዓልቲ ኣፍሪካ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ መዓልቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1963 ምምስራት ሕብሪካ ኣፍሪካ ስዒቡ ኢዩ ዝኽበር፡፡ መዓልቲ ኣፍሪካ፥ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምኡ እውን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ…

ኣሜሪካ ዘንበረቶ ክልከላ ቪዛ ንክፍለ ዘበናት ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘሐርፍፍ ኢዩ- ኣባላት ዳያስፖራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዘንበረቶ ክልከላ ቪዛ ንክፍለ ዘበናት ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘሐርፍፍ ከምዝኾነ ኢትዮጵያውያንን ኣባላት ዳያስፖራ ማሕበረሰብን ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ እቲ ውሳነ ኣግባብነት…

“ኮቪድ-19 ኢትዮጵያ” ዝተብሃለ ንኣቢያተ ትምህርቲ ዝኸውን መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራሕተኛታትን ምምሕደርን ኣቢያተ ትምህርቲ ዝርገሐ ቫይረስኮሮና ንምክልኻልን ኣብ ስራሕቲ ቁፅፅር ግንዛብ ንምፍጣርን ዝሕግዝ “ኮቪድ-19 ኢትዮጵያ” ዝተብሃለ መተግበሪ (ኣፕሊኬሽን) ዕላዊ ኮይኑ። ብምትሕብባር ሚኒስትር ጥዕናን ሚኒስቴር ትምህርቲን…

ሩሲያ ምስ ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ዋጋ ከምትህብን ትገብሮ ሓገዝ ከምትቕፅልን ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ዋጋ ከምትህብን ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅልን ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብላድሚር ፑቲን ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣፍሪካውያን ኣብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ኣፍሪካ ኣመልኪቶም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዝማዕበለት ሃገር ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ጉዕዞ ፈታኒ ከምዝኾነ፣ ይኹን እምበር ብፍሉጥ ኣትሌት ኣበበ ቢቂላ ከምዝተርኣየ…

ባይቶ ዝተዓፀዋ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ቀፅሪ እቲ ባይቶ ኣብ ዘሎ ናይ ኣትኽልቲ ቦታ ብምዃን ቃለ ማሕለኣ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፊያሜ ናኦሚ ማታፋፋ፥ ኣብ 20 ዓመት ንፈለማ እዋን ነታ ሃገር ክትመርሕ ዝተመረፀት ጓል ኣንስተይቲ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ሰለማዊ ውቅያኖስ እትርከብ ደሴት ሃገር ሳማዋ ኢያ። ኣብታ ደሴታዊት ሃገር 200 ሽሕ ህዝቢ ጥራሕ'ዩ ዝነብር። ኣብታ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሚስተር ምክልኻል ጥሜትን ሰብኣዊ ጉዳያትን እግግሊዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሚስተር ምክልኻል ጥሜትን ሰብኣዊ ጉዳያትን እንግሊዝ ኒክ ዳየር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ክልል ትግራይ ዝምልከቱ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ተላዒሎም፡፡…

ሱዳን ብምኽንያት ጎንፂ ዓሌት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ብምኽንያት ጎንፂ ዓሌት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጃ። እታ ሃገር ብምኽንያት ጎንፂ ዓሌት ዝተጎድኡ ከባቢታት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ካብ ምእዋጃ ሓሊፉ ገደብ ሰዓት እቶ እቶ ምንባራ እውን ተገሊፁ፡፡ እቲ ጎንፂ ኣብ ወደብ ባሕሪ ሱዳን ኣብ ዝርከቡ…

ዘለና ሃፍቲ ሚኢቲ ሚሊየን ህዝብና ምዃኑ ፈሊጥና ኢትዮጵያ ንምቕያር ብሓባር ደው ንበል – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ”ዘለና ሃፍቲ ሚኢቲ ሚሊየን ህዝብና ምዃኑ ፈሊጥና ኢትዮጵያ ንምቕያር ብሓባር ደው ንበል” ክብሉ ፀዊዖም። “ኢትዮጵያውያን ብዙሕ ዘለና፣ ግን ዘይንፈልጦ፣ ክነጠናኽሮ ዝግበአና ጥንኩር ጊኒና ዝረሳዕናን ዘይብልና ነገር…

ብሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ድርድር ግድብ ህዳሰ ቅኑዕ መፍትሒ መገዲ ከምዝኾነ ቻይና ገሊፃ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ሰለስቲኣዊ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቅኑዕ መፍትሒ መገዲ ከምዝኾነ ምክትል ሓላፊ ልኡኽ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዢ ቲያን ኣፍሊጦም። ዢ ቲያን፥ ቻይና ኣድላይነት እቲ ግድብ ብዕሊ ትግንዘብ ኢያ ኢሎም።…