ኣብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ 65 ሺሕን 763 ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ዕድጊት ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ 65 ሺሕን 763 ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ዕድጊት ከምዝተፈፀመ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ካብ መንጎ እቲ ዝተዓደገ እቲ 55 ሺሕን 614 ኩንታል “ሰርቲፋይድ” ምሩፅ ዘርኢ እንትኸውን፥ እቲ ዝተረፈ ናይ ከባቢ…